ምንባር መሪጾም
ነዚ ሕጂ ብኣውያትና ዚስሕቕ፡ ብሞትና ዚድበስ፡ ብጥሜትና ዚዕንገል፡ ብመከላኸሊና ዚዕንድር፡ ብሽሻይና ዚቋመር “ንጉስ ዝብኢ” ዝፈጠርና እኮ፡ ኣብቲ ፈለማ ናይ ዲክታቶርያ ማሺን ስለዘዳለና ኢና።