ህዝቢ ኤርትራ ጌና ተስፋ ኣይቆረጸን – መልእኽቲ ንተኻፈልቲ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ኤርትራ)
ኣቀዲመ ነቲ 05፡ ግንቦት 2008 እተካይድዎ ጉባኤ ዓወትን ኣሳልጦን ብዓብይኡ ከኣ ንህዝቢ ኤርትራ ፍናንን ተስፋን፡ ንህግደፋውያንን ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራን ከኣ ራዕድን ሰለሎን ኣመዝጊቡ ንክወጽእ ሰናይ ትምኒተይ እገልጸልኩም።