‘መምህረይ ጽቡቕ ትምህሩ’፡ ኣበይ ‘ሞ ጽቡቕ ከይትገብሩ!
መምህረይ ተስፋሚካኤል ገራህቱ፡ ….ድኹም ጎንኹም መዝሚዙ፡ ምእንቲ በለጽን ውልቃዊ ጠቕምን ዋላ ኣብ ሓዊ ክትኣትዉ ቅሩብ ምዃንኩም ምስ ተኣማመነ ኸኣ፡ ኣምባሳደር ዲክታተር ክትኮኑ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ልኢኹኩም። በዚ ሽልማት ዝመስለኩም ዘሎ መዝነት፡ ዕዳ ይጽዕነኩም ከምዘሎ ግን ኣይተሰቆረኩምን። ..