ሕሱም ስቓይ መንእሰያት ኤርትራ ሃየንታ ‘ለዎ!
ሕጂ ብርዒ ዘቐበለኒ፡ ቅድሚ ገለ ሰዓታት ኣብ ‘ቴሌቭዥን ኤርትራ” (ሕጂ ‘ኳ ‘ቴለቭዥን ኤርትራ ነበር’ ንበላ) ዝረኣኹዎ፡ “ኣብ ዓድኻ ጥምየት ነይቐትል” ዘርእስቱ፡ ንግዳይነት ስደተኛታት ኤርትራውያን መንእሰያት ዝምልከት ፈነወ እዩ።