“ንዓ ‘ባ ንዒ ‘ባ” ጸሓይ ኣብ ምዕራባ
ታሪኽ ናይቶም ዘበርከቱ ስኑድ እዩ፡ መጻኢ ሃገር ዘየተኣማምን ኣብ ዝኾነሉ መድረኽ፡ ጸሓይ ኣብ ምዕራባ “ ንዓ ‘ባ ንዓባ “ ኣብ ዝብሉሉ ዘለዉ ሰዓት ግን፡ እቲ ብጥልመት ዝሰክሐ ህዝቢ “ኪድ ‘ባ ኪድ ‘ባ ጸሓይና ቐሪባ” ክብል ግድን እዩ። ሓንሳብ ዝግራህ እምበር ካልኣይ ዝዕሾ የለን።