ኣብያተ መዐደሊ ነዳዲ ኤርትራ በንዚን ምዕዳል ደው ኣቢለን።
እቲ ንሊትሮ 38 ናቕፋ (2.50 ዶላር ኣመሪካ) ክሽየጥ ዝጸንሐ በንዚን ስለዝተሳእነ፡ ኣብያተ መዐደሊ ነዳዲ ኤርትራ በንዚን ምዕዳል ደው ኣቢለን ከምዘለዋ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።