ጕዳይ ዳዊት ኢሳቕ ብመንግስቲ ሽወደን ክታሓዝ ኣሎዎ።
“ብሓቂ ንእሱር መሳርሕትኹም ክትሕግዙ ድልየት እንተልዩኩም፡ ብዛዕብኡ ንእትዝርግሕዎ ጽሑፋት ንዅነታቱ ከማሓይሽ ዝኽእል እንተዀይኑ ክትሓስብሉ ዘሎኩም ኢዩ። ሰራሕተኛ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ብራስለስ ብተሌፎን mበዛዕባ ጕዳይ ዳዊት ኢሳቕ ተሓቲቱ ዝሃቦ መልሲ ኢዩ።