መንግስቲ ኤርትራ ንሓላፊ ብሪቲሽ ካውንስል ኣብ ኤርትራ ኣሲሩ።
መንግስቲ ኤርትራ ንሓላፊ ብሪቲሽ ካውንስል ኣብ ኣሰመራ ብምእሳር፡ ንሓደ ዲፕሎማሰኛ ዓዲ እንግሊዝ ፡ ብሰበብ መደብ ትግባረ ‘ሳተላይት ኢንተርነት ሊንክ’ ካብ ኤርትራ ከይወጽእ ከምዝኣገዶ ጋርድያን ዝተባህለ ጋዜጣ ሓቢሩ።