መንግስቲ ሶማል፡ ምሕዝነት ተቓወምቲ ኣብ ኤርትራ ከምዝቖመ ኣረጋጊጹ።
ቀዳማይ ሚኒስተር መሰጋገሪ መንግስቲ ሶማል ዓሊ መሓመድ ገዲ ምሕዝነት ተቓወምቲ ሶማልን እትዮጵያን ኣብ ኤርትራ ይቐውም ከምዘሎ ሎሚ (09 ሰነ) ብድምጺ ኣመሪካ (VOA) ንዝተመሓላለፈ ሓበሬታ ከምዘረጋገጾ መርበብ ሓበሬታ ድምጺ ኣመሪካ ኣገንዚቡ ።