Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

HADNETNA: NEW SONG BY YOHANNES TKABO – (WDI TKABO) 17 Nov 2013 – ASSENNA!!

http://www.youtube.com/watch?v=FLaOmHR0tHw&width=200&height=200

aseye.asena@gmail.com

Review overview
77 COMMENTS
  • simerrr2012 November 18, 2013

    Thank you and God Bless you wedi Tikabo for singing for the people of Eritrea in the right time to show your professionally in terms of what a true Artist should do. A person who has no reason to die should not have a reason to live. A soldier , police, judge , Lawyer, Journalist and artist are the one who always stand in frontline either to stand with the truth and the people or with the ruthless government to serve the system for money or out of fear. There is always a choice in live and you made the right decision. I raise my hat for you Mr. Tikabo.

  • simerrr2012 November 18, 2013

    *to show yourprofessionalism

  • efrem /wedi jani November 18, 2013

    wedi tkabo u are really artist who glance three dimensional,bravo….there is no artist like u thinking , using his head properly.but this all problem isn’t only of esayas/gerewegna/ but also those gedlis chasing educated asmarinos eor sake of their benefits. remember abey zinebere eyu, dimu kitchine/kitchen cat/. shibaka,mada hager. this is words of esayas and gedlis

  • Jobi tes November 18, 2013

    from Hero to Zero wedi tekbo…nebsi …

    • kbret November 18, 2013

      jobi tes ,
      You sound like a bitch ! are you jealous ?

  • Tedi November 18, 2013

    Years are passing by, how Long we still need to wait? Keep it. Up W.Ti.

  • Delay FitHi November 18, 2013

    I am not sure with meaning of the song. Like his interview the song is not clear. It has nice Melody and hard Words. But the words are still talking about unity. Unity with who? He is in America where he can clearly express his feeling. Thus, I prefer to wait commenting on Wedi-Tikabo’s idea.

  • Mesinas November 18, 2013

    ክቡር ሓው ዮውሃንስ ትኳቦ ንኣያኻ የማነ ባርያ ስለ ዝመሰልካ ዮሃና እብለካ! እቲ እንኮ ብዝኾነ ይኹን ምኽንያት፡ ቃንዛ ህዝቡ ዘይጻወር፡ ውድብ ይኹን ማሕበር ዘይነበሮ፡ ወትሩ ከምቲ ስነ ጥበባኛ ኪኾኖ ዝግብኦ ኣብ ጎድኒ ህዝቡ ዝነበረ ኮኾብ ድምጻዊ ነፍስሄር የማነ ባርያ ተካኢ ረኺቡ ብምራኣየይ ሓጐሰይ ደረት የብሉን! ዳርጋ ኩሉ ስነ ጥበበኛ ኤርትራዊ ንሃገሩን ህዝቡን ኣበርኪቱ’ዩ። ልዑል ፍቕሪ ህዝቡ ዝነበሮ ድምጻዊ ግን ብሓቂ ባርያ እዩ ክብል እደፍር! ብቐዳማይ
    ‘ወዲ ትኳቦ ኣብ ጎድኒ ህዝቢ ክኸውን ወሲኑ’ ምስ ሰማዕኩ ከኣ ንእለታ እዛ ትስዕብ ናዕታ ወስ ኣቢለልካ ኔረ፥

    ኣንታ ሓየት ጅግና ጻዕራም ንህቢ
    ካብቲ ልበይ’ኳ እቲ ልብኻ ይዓቢ
    ንጉጅለ *ፈያት ካብ በልካዮም እምቢ *ሸፋቱ
    ካብ ጥፍኣት ክድሕን እዚ ለዋህ ህዝቢ
    ካብቲ ዘለኻዮ ግዝያዊ መዕቖቢ
    ንምእላይ’ዚ ሕሰም ጸጸርካ ክትድርቢ
    ነጎዳኻ ይሰማዕ ኣዝንቦ’ቲ ሰርቢ!

    ብምባል፡ ነዚ ሕጂ ኣብ ሓጺር ግዜ በቲ መዘና ኣልቦ ተውህቦኻ ጆባእ ኣቢልካልና ዘሎኻ ጻውዒት ሓድነትን ፍቕርን እጽበዮ ከም ዝነበርኩ ክሕብረካ እፈቱ። ሕጂ ድማ በዛ ትስዕብ ናዕታ ኣቢለ ምስጋናይ ክገልጸልካ ክፍትን’የ።

    እዚ ወዲ የማነ ባርያ ወዲ’ዚ ትኳቦ
    ወዲ ኣተወብርሃን ሰጊግ ናይ ባህልና ኣቦ
    ድርብ ዝሞያኡ ፈጣሪ ዝሃቦ
    ቃንዛ ናይዚ ህዝቢ ልቡ ምስ ሰለቦ
    ፋሕ ዝበለ ህዝቢ ኣብ ስምረት ከኽብቦ
    ሓድነት ኢሉ ኣሎ ንድሕነት ዓደቦ!

    ምጋናን ሓጐስን ናይቲ ናይ ብሓቂን ብልብን ህዝቡን ሃገሩን ዘፍቅር ኤርትራዊ ወሰን የብሉን። ምኽንያቱ፡ ኤርትራ ሃገርናን ህዝብናን ነዚ ሕጂ ዘላቶ ምስሊ ክትሕዝ ዝተጸበየን ዝገመተን ኤርትራዊ ዜጋ ሰለ ዘየለ። እቶም እምነቶምን ፍቅሮምን ኣብ ኢሳያስን ጃንዳኡን ዝኾኑ ሰባት ግን ብርግጽ እዚ ቃንዛ እዚ ኣይክስምዖምን’ዩ።

    ሓውኻ መሲናስ 18/11/2013

  • Harnet November 18, 2013

    Love Love this song!!! Viva Wedi Tikabo! So my people let’s unite and kick the evil regim out of Asmara!

  • Mesinas November 18, 2013

    ክቡር ሓው ዮውሃንስ ትኳቦ ንኣያኻ የማነ ባርያ ስለ ዝመሰልካ ዮሃና እብለካ! እቲ እንኮ ብዝኾነ ይኹን ምኽንያት፡ ቃንዛ ህዝቡ ዘይጻወር፡ ውድብ ይኹን ማሕበር ዘይነበሮ፡ ወትሩ ከምቲ ስነ ጥበባኛ ኪኾኖ ዝግብኦ ኣብ ጎድኒ ህዝቡ ዝነበረ ኮኾብ ድምጻዊ ነፍስሄር የማነ ባርያ ተካኢ ረኺቡ ብምራኣየይ ሓጐሰይ ደረት የብሉን! ዳርጋ ኩሉ ስነ ጥበበኛ ኤርትራዊ ንሃገሩን ህዝቡን ኣበርኪቱ’ዩ። ልዑል ፍቕሪ ህዝቡ ዝነበሮ ድምጻዊ ግን ብሓቂ ባርያ እዩ ክብል እደፍር! ብቐዳማይ
    ‘ወዲ ትኳቦ ኣብ ጎድኒ ህዝቢ ክኸውን ወሲኑ’ ምስ ሰማዕኩ ከኣ ንእለታ እዛ ትስዕብ ናዕታ ወስ ኣቢለልካ ኔረ፥

    ኣንታ ሓየት ጅግና ጻዕራም ንህቢ
    ካብቲ ልበይ’ኳ እቲ ልብኻ ይዓቢ
    ንጉጅለ *ፈያት ካብ በልካዮም እምቢ *ሸፋቱ
    ካብ ጥፍኣት ክድሕን እዚ ለዋህ ህዝቢ
    ካብቲ ዘለኻዮ ግዝያዊ መዕቖቢ
    ንምእላይ’ዚ ሕሰም ጸጸርካ ክትድርቢ
    ነጎዳኻ ይሰማዕ ኣዝንቦ’ቲ ሰርቢ!

    ብምባል፡ ነዚ ሕጂ ኣብ ሓጺር ግዜ በቲ መዘና ኣልቦ ተውህቦኻ ጆባእ ኣቢልካልና ዘሎኻ ጻውዒት ሓድነትን ፍቕርን እጽበዮ ከም ዝነበርኩ ክሕብረካ እፈቱ። ሕጂ ድማ በዛ ትስዕብ ናዕታ ኣቢለ ምስጋናይ ክገልጸልካ ክፍትን’የ።

    እዚ ወዲ የማነ ባርያ ወዲ’ዚ ትኳቦ
    ወዲ ኣተወብርሃን ሰጊግ ናይ ባህልና ኣቦ
    ድርብ ዝሞያኡ ፈጣሪ ዝሃቦ
    ቃንዛ ናይዚ ህዝቢ ልቡ ምስ ሰለቦ
    ፋሕ ዝበለ ህዝቢ ኣብ ስምረት ከኽብቦ
    ሓድነት ኢሉ ኣሎ ንድሕነት ዓደቦ
    ሃየ ሰብ ሕልና ኣሰሩ ንስዓቦ!

    ምጋናን ሓጐስን ናይቲ ናይ ብሓቂን ብልብን ህዝቡን ሃገሩን ዘፍቅር ኤርትራዊ ወሰን የብሉን። ምኽንያቱ፡ ኤርትራ ሃገርናን ህዝብናን ነዚ ሕጂ ዘላቶ ምስሊ ክትሕዝ ዝተጸበየን ዝገመተን ኤርትራዊ ዜጋ ሰለ ዘየለ። እቶም እምነቶምን ፍቅሮምን ኣብ ኢሳያስን ጃንዳኡን ዝኾኑ ሰባት ግን ብርግጽ እዚ ቃንዛ እዚ ኣይክስምዖምን’ዩ።

    ሓውኻ መሲናስ 18/11/2013

    • Eritreawit November 18, 2013

      Mesinas,

      Great poem, thank you. Wedi tukabo you are brave continue your great work.

  • Aman November 18, 2013

    Well done Wedi Tikabo

POST A COMMENT