Esu, may we know why you wont allow Naizghi to be buried in Eritrea? March 6, 2012 9:08 amassenna3309131Views SHARE
meharytesfu@yahoo.com March 8, 2012
እዚ ሕጂ መዛረቢ ኮይኑ ዘሎ ናይ ናይዝጊ ክፍሉ፡ ንኢሰያስ ከቢድ ወይ ዓቢ ነገር ኣይኮነን ፡ ዘፍርሖ’ን ኣይኮነን። ምክንያቱ ካብ ግዜ ሰውራ ዘካይዶ ዝነበረ።
ንነዊሕ ዓመታት ብደም ንጹሃት ዘጋታት ዝተጨማለቀ ደረቀኛ ሰብ’ዩ። ኣባላት ግንባር ማኣከላይ ሽማግለ ፈጸምቲ ኣካላት ግንባር ጋዜጠኛታት፡ ንዚእቶም ኣሲሩ
ኣብ ጎዳጉዲ ቀትልዎም፡ ዝተረፉ ክኣ ኣብኡ ይሳቀዩ ኣለዉ። ኣዚ ኸኣ ስንፍና ናይ ህዝቢ’ዩ። ምክንያቱ ኢሰያስ ግዜ በሊዑ ክርሳዕ እዩ ዝሓልም፡ እቲ ዝደቀሰ
ህዝቢ ከኣ፡ ሓንሳብ ምስ ኣደቖሶ ክሳብ ሕጂ ኣይተበራበረን። baShay
tegadalay March 8, 2012
because he is alion of NAKFA thats way the lady kiss his hand
tegadalay March 9, 2012
you shulde kiss his hands too because he is the LION OF AFRICA