Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

aseye.asena@gmail.com

Review overview
15 COMMENTS
  • ኣርዓዶም August 18, 2014

    ስምዑ`ሞ ዞም የሕዋተይ፡ ብመጀመርታ ብነብሰይ ክዛረብ ኣፍቑዱለይ፡ ኣነ ሓውኹምን ኣያኹምን ምስ ከማይ ሕማቕ ዝር ኣዩን ህግደፍ ሰላም ተዘይገይሩ ሕማቕ ክመጽእ ከም ዝኽእል ዝተራእዮምን ዘበገስናዮ ተቓውሞ ሕጂ ዳርጋ ልዕሊ 10 ዓመት ቆጺሩ ኣሎ። ኣብ`ቲ ግዜ`ቲ ክንጅምሮ ከለና ከም`ዚ ዝበልኩኹም ብዘይ ሕጊ ማእሰርቲ ጠጠው ይበል፡ ዝተ ኣስሩ ይፈትሑ፡ በዲሎም ተኾይኖም ኣብ ፍርዲ ብሕጊ ይፈረዱ፡ ኢሳያስ ስልጣኑ ናብ ህዝቢ የረክብ። ዝብልን ካልእን ታቤላታት ኣልዒልና ምስ ገለ 8-9 ዝኾኑ ሰባት ወጺና። እንተኾነ ህዝብና በቲ ሓሶት ናይ ህግደፍ ዓዊሩ ስለዝነበረ፡ ናዓና ንደቒ ሃገር ኣብ ክንዲ ንታቤላታትና ነቢቡ ዝፈርድ፡ ብጸርፊ ዓጋመታት እንዳበሉን፡ ያኢ ኣስመራ እንተኬድና ድማ መታሕዚና ዝኾኖም ብመኽዘን ዝከውን ስእልታትና ምስ ታቤላታትና ወሲዶም ናዓና ከም ዘይደቒ ሃገር ብምግባር ብዙሕ ኣሉታዊ ነገራት ኣብ ርእስና ፈጺሞም። ኣዝማድና ንስኻትኩም ዓጋመታት ኢኹም ብምባል ንዓመታት ክዛረቡና ኣይደለዩን ነይሮም። ግን ከ በትሪ ሓቒ ትቐጥን እምበር ኣይትስበርን ዝብሃል ቢል ኣሎ። እዚ ብሂል እዚ ድማ ሓቒ ኮይኑ እነሀለ፡ ከም`ቲ ከይሳዕረረ ከሎ ዝተራእየናን ናብ ታቓውሞ ዘውጽኣናን ሕጂ እንሆ ካብ ዝፈራሕናዮ ከይወጻእና እቲ ሓቒ ጉሊሑ ይርአ። እዚ ድማ ሃገር ብምልእታ ብስእነት ፍትሕን ሕግን ትሳቐ፡ ምሁራታ ይባረሩን ይቕንጸሉን፡ደቓ ይሕረዱን ይሽየጡን እንሆ፡ እቶም `ንስኻትኩም ዓጋመ ኢኹም` ትብሉና ዝነበርኩም እንሆ ኣዝማድኩምን የሕዋትኩምን ንባዕልኹምን ኣብ ኣደዳ ስደትን መቕዘፍትን ከም ዝወረድና ትርእዩ።

    ሕጂ ርእስኻ ሓኸፍኸፍ እንታይ ለውጢ የምጽእ። ከይተሰብረ ከሎ እቲ ዝመጽእ ነጊርናን ዓንገረር ኢልናን፡ ንስኻትኩም ግን ኣብ ክንዲ ንመሰልኩምን ክብረትኩምን ዝወጻና፡ ብኣደዳ ጸርፍን ባእስን ኣፋኒኹምና።
    ስለዚ ሕጂ`ኸ፣ እዞም ንቓወምን ኣብ ፈስቲቫል ህግደፍ ኣፍሽልናን ንብል ዘለና፡ ዝተዓወትና ዶ ይመስለኩም? ምፍሻል ፈስቲቫል ህግደፍ ንህዝቢ ኤርትራ እንታይ ለውጢ የምጽኣሉ ?። ኣስተውዕሉ ኣይተፍሽልዎ ወይ ኣይትውጽኡ ኣይኮንኩን ዝብል ዘለኹ። ግን እቲ ዝገበርናዮ ስለ ትገብሩ ዘለኹም፡ ዋል እኵ ናይ ሕልና ነገር እንተመሰለ፡ ሕጂ ብዓይነይ ክርእዮ ከለኹ ግን ለውጢ የብሉን። ዝጠቕም ኣይኮነን። እቲ ዝጠቕምሲ ሕጂ`ውን ከም`ቲ ንህግደፍ ብኣካል ዝገጠምክዎ፡ ናዓኻትኩም`ውን ክገጥመኩም`የ። ዘናሕሲ ኣይኮንኩን፡ እዚ ትገብርዎ ዘለኹም ትርጉም ኣልቦ ዝበለናሉ ስለዝኾነ ኣሪጉ`ዩ። ኣነ ስለምቓውመይ ፍጹም ኣየሕረንን ወይ ኣየጣዕሰንን፡ ስለ`ቲ ምስ ግስሩጥ መሪሕነት ምዅነይ ግን ይሓዝን፡ ምኽንያቱ ብግስ ክብል ዝኽእል ስለዘይኮነ፡ ኣይቓለስ ኣየቓልስ ሓዲግ ግየይሩ ግዜናን ዕድልናን ብምምኻኑ የጉህየኒ። ብዝኾነ ግን ሕጂ
    ዝተርፈና ዘሎ ናይ ፈስቲፋላት ምፍሻልን ዘይምፍሻልን ዘይኮነስ፡ ብነስና ምዝራብን ድሌት ተግባራዊ ስጉምቲ፡ ጥርናፈ፡ዕጥቕን ተወፋይነትን፡ ሓድነት፡ እምነት፡ ቖራጽነትን ስምምዕ ሕውነት የድሌና ክንዕወት ኢና ትብሉ ትሃልዩኹም። ስለዚ ናይ ፈስቲፋላት ግደፍዎ፡ ሎሚ ተጠርኒፍካ ናትካ ትግባረ ምግባር እምበር፡ ካልእ ዝገብርዎ ኣብዘይ ጭበጥ ግዜ ምምኻን ተሪፉ`ዩ።

    ሓውኹም ውጹዕ ኣርዓዶም

    • ahmed saleh August 18, 2014

      Aradom
      You tried to warn our people at early
      stage while majority in diaspora were
      loud and proud about protecting Issayas . Now you have a reason to
      say ” we told you so ” .
      What you said is true and unfotunate
      scenario which create suspicions among each others to divide us.

  • Awet Nihafash August 18, 2014

    jeganu deki erey!!! I DONT KNOW ENTAY AYNET LEWTI KENEMTSe NKeL BIKEMZI,,,BUT I REALLY ADMIRE YOU… I AM PROUD TO BE ERITREAN WHEN I SEE MY PEOPLE STAND UP FOR THEY BELIEVE IN….VIVA DELEYTI FITHI BAY AREA

  • Niguse August 18, 2014

    It is remarkable to notice that some of the supporters were waving and brandishing the flag and it seemed to me that they were doing so not in defiance but it was more of an agreement with the demonstrators.

  • ahmed saleh August 18, 2014

    Wey gud ms zineghese nigusna zibereket tsehayna ziamn hizbi
    kitrideon kitikaleson ashegari iyu
    mekaleh nay hizbikha mukhan
    dima nay hilina menfes yihatet
    Well done justice seekers to voice for
    our brothers/sisters in need advocacy.

  • Simon G. August 18, 2014

    High regards and respect to this who were standing and chanting against those animals, hgdf.
    What I am disappointed is on the Oakland youth. Do you know that there are more than youth in Oakland? Most of these people got their residence by claiming that they couldn’t live in Eritrea because of hgdf. Where are they now. There were very few of them. Shame on them.

  • Simon G. August 18, 2014

    Meant to say there are more than 1000 youth in Oakland

    • ahmed saleh August 19, 2014

      Simon G.
      For some reason at meetings or demonstrations the participation of our youth is very low than expected .
      I noticed many of them who speak and act as opposition supporters avoid to show up their presence , it
      is hard and frustrating to understand the motive behind their reluctance .

      • Simon G. August 19, 2014

        Ahmed,
        I canteen understand it either.

  • Simon G. August 19, 2014

    *Can’t

  • Eritreawit August 19, 2014

    Selam posted this on assenna.
    I agree with you Selam.

    ንገበነኛታት ምቅላዕ ኣብ ጉዕዞ ሓርነት ኣገዳሲ ስጉምቲ`ዩ
    መበቆል ናይዚ ኩሉ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ዘጋጥም ዘሎ ኣደራዕ፡ ሽግርን ህልቂትን ጉጅለ ህግደፍ`ዩ። ንጉጅለ ህግደፍ ከም ኣዕኑድ ኮይኖም ተሰኪሞሞ ዘለዉ ከኣ ደገፍቱ`ዮም። ደገፍቲ ህግደፍ፡ ገሊኦም ብኣካል፡ ገሊኦም ብሓሳብ እሱራ`ዮም። ብፍላይ ግን እዞም ኣብ ወጻኢ ኮይኖም ዝድግፉ፡ ሕልንኦም ዝሸጡ፡ ንዓይ ጥራይ ይጥዓመኒ እምበር፡ ህዝቢ ኤርትራ ገደል ይእቶ ዝብሉ`ዮም። ኣነ ከም ዝመስለኒ እዚኣቶም እቶም ቀንዲ መሓውሮም ክስበሩ ዘለዎም እዮም። ብዙሕ ከይ ሓሰበ ደድሕሪኦም ዝከዱ ውን ኣለዉ፡ እንተ ዘይተማህሩ ግን ኣሰሮም ይስዕቡ።
    ኣብ ከምዚ ዝበለ ምኸተ እቲ ቐንዲ ሓላፍነት ክስከም ዘለዎ እቲ ናይቲ ከባቢ ነባሪ`ዩ። ኣብቲ ከባቢ ዝነብር ህዝቢ አንታይ ገደሰኒ እንተዘየኢሉ ነዚ ጉዳይ ከጽርዮ ኣሸጋሪ ኣይኮነን። እንታይ ገደሰኒ ምባል ዳርጋ ንኹሉ ሰብ ኣጥቂዑዎ፡ ርኢኻ ከም ዘይረኣኻ ምኻድ ልሙድ ኮይኑ ኣሎ። ንቕኑዕ ቅኑዕ ፡ ን ጌጋ ከኣ ጌጋ ክትብል ዘይትክእል፡ ንፋስ ናብ ዝነፈሶ ትጎዓዝ፡ ናብ ካልኦት ዘቕኑዑኻ ትኸይድ እንተ ኮንካ፡ ይነብር ኣሎኹ ክትብል ኣጸጋሚ`ዩ።
    ኣብዚ ቀረባ ግዜ ዝመጸኡ ብዕድመ መንእሰያት ብኣተሓሳስባ ግን መንእሰያት ክትብሎም ዘጸግሙ፡ መብዛሕትኦም ብሰንኪ ስርዓት ህግደፍ ሂወቶም ንሞት ወፍዮም፡ ባሕርን ምድረበዳን ሰጊሮም ኣብ ሰላም ዘለዎ ዓዲ ምስ በጽሑ፡ ነቶም ኣብ ሑጻ ምድረበዳ ደፊኖሞም ዝመጽኡ፡ ኣብ ባሕሪ ሰጢሞም ዝተረፉ ፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝሳቐዩ ዘለዉ፡ ብሓፈሻ ከኣ ንሽግር መላእ ህዝቢ ኤርትራ ዕሽሽ ዝበሉ ጠላማት፡ ሓሳቦም ክገብሩ ዘይክእሉ፡ ዝተባህሎም ምግባር ጥራይ ዝተሰበሎም ዝምቡላት፡ ፍትሕን ርትዕን ብሃንደበት ካብ ዓዲ ህግደፍ ናብ ዓዲ ፍትሒ ሃዲሞም ከዕወንውኑ ከለዉ ከም ማይ እካ አንተ ዘነቦም እንታይ ምካኑ ዘይርድኦም ደናቁር፡ ከም ኣብ ኩሉ ካልእ ከባቢታት ኣብዚ ከባቢ ተለማርክ ኖርወይ ውን ኣለዉ።
    ንዝገበርዎ ነገር ስለምንታይ ይገብሩዎ ከም ዘለዉ ከይፈለጡ፡ ንወጽዓን ሽግርን ህዝቢ ኤርትራ ዘጋድድ ተግባራት ዝገብሩ እንተኮይኖም፡ በብሓደ ተኸሲሶም ብጉድለቶም ምስተቐጽዑ ክስወጦም`ዩ። ነዚ ኩዉን ንምግባር ድማ ነፍሲ ወከፍ ፍትሕን ርትዕን ዝደሊ ሰብ፡ ነዞም ሰባት እዚኣቶም ብግልጺ ከቃርዖምን በቲ ሕማቕ ተግባሮም ከም ዝሓፍሩ ክገብርን ኣለዎ።
    እዞም ኣብዚ ብጽሑፍ ኣቕሪብኩሞ ዘሎኹም ከኣ፡ እኹል ጭብጢ አንድሕር ኣሎኩም ኮይኑ፡ ብጉቡእ ከሲስኩም ናይ ዝገበሮ በደል ሓላፍነት ከም ዝስከም ግበሩ። ኣብዚ ጽሒፍካ ምውጻእ እካ ዘይጽላእ አንተኾነ፡ ብተግባር እትወስዶ ስጉምቲ ካብ ዘረባ ዝያዳ ሚዛን ስለዝህልዎ።

    VA:F [1.9.22_1171]

  • Mike August 19, 2014

    My thumps up for ALL Justice seekers on the Bay area and surroundings !!

    WELL Done !!

    Long Live Eritrean UNITY !!

    Shame on you HIGDEFAWYAN and Supporters !!

  • Robi August 19, 2014

    Hi Jeganu Bay area California, mara akuriekumna n Hgdefawuyan forokrok abilkumom eta Chama awutsia chamay lehasuwo zbelet emo msta werki tselima ab Bologna ztetsarefet hawisina n mekabir kenewuriden ena ab Asmera ajokum beliwom dem swuatina ztelagetse dem kikefil alewo rienayen alena ab Video, waga nay fekerakin ktwesida ekin ab democracy eritrea, keribu eyu kwegih tsehayna berika eya Deleyti fthi ajokum kulu kea Baytona srena ena nfetho ente ezom Ab gayla zhaderkum Beal Wedi Tkul derafay anta wejab hmak sheyati swuatina belae ab 1993 adima gerka tebahilka ms tegadelti msh ab Adi Kuala prison yeetika Hgdef emo entay dea weridk ab erganka tseykilka aywured eyu mesilkin Hgdef zkniy msh? Hawi bumba kikulis eyu ab afu ok no more Tembenay Essayas Afwerki any more…. Game is over body.Asmera wanatata krkebuwa eyom dhriu 1 month krbit kshrtetelkum eyu Hgdef b meakorkum antum telamat mesakin yehwatina. Ajoka Amanual Eyassu hawuna metekaeta Wedi Tkul frki haili Deleyti fthi ember tegadalay jigna ade welida tmken korats meanta alena msaka. Baba vacaro koriena ena biaka meret anketkitkaya teamr kemtesimiana ab kerebat gize 100% niamin. Eritrea dagmay ktwuled eya kdmi New year 2015. Amlak not Hzbina yhalu.

POST A COMMENT