ኣባላት EGS ን EYGM ን ኣሰናን ምስ ኣባላት ምምሕዳር ኣመሪካ ተዘራሪቦም።
ኣባላት ኣህጉራዊ ምሕዝነት ኤርትራውያን (EGS)፡ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራን (EYGM)፡ ኣሰና ፋውንደሽንን፡ ምስ ኣባላት ጉዳያት ወጻኢ ምምሕዳር መንግስቲ ኣመሪካን: ምስ ዝተፋላለዩ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካን (ኮንግረስ) ተራኺቦም ተዘራሪቦም።