EGS ንሰብኣዊ መሰላትን ቅልውላው ስደተኛታትን ዝድህስስ ሲምፖስዩም ኣካይዱ።
ኣህጉራዊ ምሕዝነት ኤርትራ
ውያን (Eritrean Global Solidarity) ብ28 ግንቦት 2011 ንሰብኣዊ መሰላትን ቅልውላው ስደተኛታትን ዝድህስስ ሓያለ ምሁራትን ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ዝነጥፉ ወከልቲ ኣህጉራውያን ማሕበራትን ዝተሳተፉዎ ካልኣይ ሰፊሕ ሲምፖስዩም ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ኣካይዱ።