ጋዜጣዊ መግለጺ ፡ ስሙራት ዜጋታት ንሰብአዊ መሰል አብ ኤርትራ (CUHRE) ሳንድየጎ
ብስሙራት ዜጋታት ንሰብኣዊ መሰል ኣብ ኤርትራ፣ (Citizens United For Human Rights in Eritrea) ዝልለ ሲቪካዊ ማሕበርና ተመስሪቱ ምንቅስቓሱ ካብ ዝጅምር እንሆ ድሮ ካልአይ ዓመቱ አሕሊፉ።