እቲ ንነዊሕ እዋን ኣብ ገማግም ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ብዝነብሩ ዕለታዊ መነባብሮኦም ኣብ ፍርያት ባሕሪ ዝምርኮስ ህዝቢ ዓፋር እናተኣርየ ናብ ሚኒስትሪ ሃብቲ ዓሳ ተሽይጡ ድራር ዕለት ብዙሓት ስድራቤታት ዝሽፍን ዝነበረ ጽፍሪ ባሕሪ፡ ኣዘዝቲ ሓይሊ ባሕሪ ነቶም ድኻታት ኣረይቲ ጽፍሪ ባሕሪ ዜጋታት ብምህዳን እናኣሰሩ ነቲ ዝኣረዩዎ ጽፍሪ
እቲ ንነዊሕ እዋን ኣብ ገማግም ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ብዝነብሩ ዕለታዊ መነባብሮኦም ኣብ ፍርያት ባሕሪ ዝምርኮስ ህዝቢ ዓፋር እናተኣርየ ናብ ሚኒስትሪ ሃብቲ ዓሳ ተሽይጡ ድራር ዕለት ብዙሓት ስድራቤታት ዝሽፍን ዝነበረ ጽፍሪ ባሕሪ፡ ኣዘዝቲ ሓይሊ ባሕሪ ነቶም ድኻታት ኣረይቲ ጽፍሪ ባሕሪ ዜጋታት ብምህዳን እናኣሰሩ ነቲ ዝኣረዩዎ ጽፍሪ
ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ እስራኤል፣ ብፍላይ ድማ ኣባላት ምደፍኤን ምጥርናፍ ህዝባዊ ማዕበልን፣ ትማሊ 22 ጥሪ፣ ናይ ሙዚቃ ባንድ ኣኸቲሎም ካብ ቴልኣቪቭ ንኽልተ ሰዓታት ናብቶም ኣብ ሆሎት ዝብሃል ክፉት ቤትማእሰርቲ ዝርከቡ ልዕሊ 3 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብምብጻሕ ናይ ምንዝጋዕን ኣስተምህሮን መደባት ኣቕሪቦም። ኣሰናዳእቲ ናይቶ መደብ ነቲ ኣጋጣሚ
ቀዳማይ ክፋል ኤርትራ ኣብ ቅልውላው - ህጹጽ ብድሆን ስሙር ተግባራትናን ድምጽና መጻኢና ኣብ ኢድና! መእተዊ ውርሻታትና፣ ዲሞክራሲን ኤርትራዊ ተመኩሮን ቀንዲ ሽግራትና፣ ኢሳያስ አፈወርቂን ዘውዳዊ ትውልዱን ጸይቀ-እምነቱን ኣብ ኣስመራ ንዘሎ ገበነይና በላዕሰብ ካብ ሱሩን ጉንዱን ምእላይ ምልክነት ሓጺርካ ንምድምሳስ ዘድሊ ሰፊሕ ስምረት ኣድላይነት ዕጡቕ ክንፊ ካበይ ንበገስ፣ ብኸመይከ ንስራሕ ኣገባባት ውደባ ሰፊሕ ናይ ህዝቢ ምንቅስቓስ ንፖለቲካዊ
ጥሪ 18, 2016, መግለጺ መሪር ሓዘን ብምኽንያት ሞት ኣቦና ቀሺ ሓይልኣብ ቀሺ ካሕሳይ ፣ ክቡር ኣቦና ቀሺ ሓይልኣብ ብዕለት 14 ጥሪ, 2016 ብዘጋጠሞም ናይ መኪና ሓደጋ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮሙና። ብሃንደበታዊ ሞት ናይ ቀሺ ሓይልኣብ ኣዝዩ ከቢድ ስንባደን መሪር ሓዘንን ተሰሚዑና፤ ሞት ናይ ኣቦና ቀሺ ሓይልኣብ ብዝያዳ ነቶም
ህይወት ንባዕላ ብተፈጥሮ መስተንክር ኢያ። ካብ ተፈጥሮ ወጻኢ ግዳማኢ ጻዕኒ ክውሰኻ ከሎ ከአ ክትጽብኽን ክትከፍእን ናይ ግድን’ዩ። ናይ ባዕላ ዝኾነ መምርሒ ሕጊ ኡኳ እንተሃለዋ፣ ኩሉ ጊዜ ግን በቲ ህይወት ኮይናቶ ዘላ ኣካል እትምራሕ እምበር ባዕላ መሪጻ ነቲ ኣካል ክትመርሕ ኣይትበቅዕን። ምክንያቱ ኩሉ ህይወት ዝተሰከመ (ዘለዎ)
ጭፍራ ህግደፍ ንሃገር በቲ ግቡእ መልክዑ ከመሓድር ዘይክእል ናይ ጐሓላሉ ጕጅለ ምዃኑ ካብ ዘረጋግጽ ነዊሕ ግዜ ሓሊፉ ኣሎ። መስኪናይ ህዝቢ ግን ስለ ዘይቀብጽ ዓመት መጽአ፡ መሰረታዊ ለውጢ’ኳ እንተ ዘይኮነ ገለ ለውጢ ይጽበ ነይሩን ኣሎን። ካብ ማይ ዘይተረኽበስ ካብ ማይጨባ ከም ዝብሃል ግን ካብ ህግደፍ ንክፍኣት
መራሕ ሰውራ ሊብያ ሓው ሙዓመር ጋዳፊ ክልተ ጊዜ ብ2005ን ብ2009 ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝበጽሓሉ ብጻይ ኢሳያስ ብክብ ዝበለ ስነስርዓት ተቐቢልዎ:: ኣማኢት ቃፍላይ ሓለዋ ደቀንስትዮ ኣሰንዩ ጥይት ዘይበስዖ ውቁብ ተንዳ ተኺሉ ካብ ዓሰብ ናብ ባጽዕ እናተዘናግዐ ኣስመራ ኣትዩ:: ኣብቲ ቀዳማይ እግሩ ኣብ ጎልጎል ዳንካልያ ጋዳፊ”ኣብ ከፋት
ጥሪ 20,2016, ቃል ሓዘን ብምኽንያት ሃንደበታዊ ሞት ኣቦና ቀሺ ሓይልኣብ ፤ ሞት ግናይ ዘየብላ ዉዕል ቃሕ ኣብ ዝበላ መጺኣ ትምንጥል ኣድማሳዊ ሕጊ ኩሉ ተደላድል መጨረሽታ ሂወት ፍጹም ዘይትስገር፣ ዘይትተርፍ ዕጫ ዕድሎት ፈጣሪ ውዒላ ሓዲራ ምምጽኣ ዘይቀሪ መልክዓ ዘይፍለጥ ዘየብላ ሕብሪ ኣየ’ዛ ሞት ግናይ ዘይትፈልጥ ነውሪ ሃንደበት መጺኣ ኣእቲያትልና ቍሪ ኣሕጽር ኣቢላቶ ናይ ኣቦና ዕምሪ፣ ሕማም ከይፈለጥና ሞትኩም ተረዲእና ምርዳእ
መልቀስ ወየ!!!!!ወየ!!!!ወየ!!!!! ጃኪ!! እልካ ዝጽዋዕ ኣብ ጅዳ ያዓቆብ ዮሃንስ መንበሪኡ ጅዳ ተቐባል ኣጋይሽ ንዑምራ፡ኮነ! ሕጃ ኣዳራሹ ገዚፍ ብዓል ድርብ መጋርጃ ብንእሱ ዝለበመ ኣብ ኩሉ ወረጃ ዓንዲ ማእከል ኢኻ ብዓል ግምጃ። ማይ ጻዕዳ ዓድኻ ኣብ ሰሞሞ ተኸላ መራጉዝ ምስ እያሞ ኣከለ ጉዛይ ትውለድ ምስ ሃዘሞ ሓማሰን ትዉለድ እዞም ሰብ ህድሞ ትግራይ እንተኸድካ ናብ ሰብ ዳሞ ጎጃም ቤገምድር ምስ ለማልሞ ወሎ
ወዲ ዓሊ ዝቐልዓ ኩዑሶ ናባና ሕምብሊል ትብል ኣላ ዕሰሊ! ዕሰሊ! ዝብላ ስኢና ሕምብሊል ትብል ኣላ ልዕል ኢላ ካባና አርክብ ሕዝ ዘበልናያ ይመስለና ንነጥር ትርሕቐና ለዓለት ተሓተት ንብል ንወድቕ ንትስእ ንዘልል ተስፋ ከይቆረጽና ሕድሪ ወዲ ዓሊ ከቢዱና ስግኣት ከኣ ኣለና ድምጻ ዝሰምዑ ብጽላሎታ ዝሰምበዱ ከም ኣራዊት ሰብ ዝሃድኑ ዝጨውዩ ዝቐዝፉ ምሳና ሕውስ ኢሎም ዕድልና ከየጸልሙትዎ ከይቅድሙና ዓይንና ተኺልና ናብኣ እናጠመትና ከለና ነቲ
ህግደፍ ብጉልባብ ምቕያር ባጤራ ናቕፋ ገንዘብ ህዝቢ ዘሚቱ ንሃገር ኣብ ከቢድ ቅልውላው ኣውዲቕዋ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም:: እቶም ኣብ ባንካታት ገንዘብ ዘቐመጡ ካብ ሓሙሽተ ሽሕ ናቕፋ ንላዕሊ ከይውጽኡ ስለ ዝተኸልከሉ: መኽፈሊ ክራይ ገዛን ካልእ ንመነባብሮኦም ዘድሊ መባእታዊ ሃለኽቲ ነገራት ንምግዛእ ተጸጊሞም ከምዘለው ተፈሊጡ::ሰብ መዚ
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ንኣካረይትን ተኻረይትን ናብ ቤትጽሕፈት ብምጽዋዕ ውዕል ክራዮም መዝጊቡ፣ 40 ሚእታዊት ቀረጹ ኣትሪፉ ንኣካረይቲ ብጽሒቶም ምሃብ ከምዝጀመረ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ሽፍታዊ ስርዓት በቲ ሓደ ወገን ከምቲ ናቕፋ ኣብ ምቕያር ዝገበሮ ኣታዊታት ህዝቢ ንምፍላጥን ንምቍጽጻርን ብቐንዱ ድማ ገንዘብ ንምግሓጥ ይገብሮ ምህላዉ እቲ ሓበሬታ ኣረዲኡ።
ካብ 2001 ኣትሒዙ ምስ ካልኦት ሓያለ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ኣብ ማሕዩር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ን ልዕሊ 14 ዓመታት ሃለዋቱ ጠፊኡ ዘሎ ኤርትራዊ ገጣማይን ኣሰናዳኢ ብሕታዊት ጋዜጣ ዘመን ነበርን ኣማኑኤል ኣስራት ብ ፔን ዝብሃል ናጽነት ጸሓፍቲ ዘተባብዕ ኣህጉራዊ ማሕበር ዝመሓደር ፔን/ኦክስፋም ናይ ዝተባህለ ሽልማት 2015 ተዓዋቲ ከምዝኾነ
"ሰናይ ገድሊ ተጋዲለ፣ እቲ ጕያ ወዲኤ፣ ነታ እምነት ሓልየ" (2ጢሞ 4፣7)። ኣቦና ቀሺ ሓይለኣብ ካሕሳይ፣ ብዘጋጠሞም ናይ ማኪና ሓደጋ ሓሙስ 14 ጥሪ 2016 ብሞተ ስጋ ካብዛ ዓለም ተፈልዮም። ኣቦና ቀሺ ሓይለኣብ ካሕሳይ ኣብ ካናዳ ከተማ ፎርት-ማክመሪ ክፍለ ግዝኣት ኣልበርታ ዝርከብ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስቲያን ቅድስት ማርያምን ቅዱስ ዮሃንስን ኣገልጋሊ ዝነበሩ ኣቦ እዮም። ናይ ኣቦና
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/01/Connel-introduction.pdf"]
ጥራጥ ዝቐርቀረ ነይዘልል። 16.01.16፡ ክቡራት ተኸታተልቲ፡ ከምቆጸራይ ነዛ ኣርእስቲ ኣዳልየ ክፍኑ ካብ ዝደናናዕ ሓያለይ ኮይኑ’ኳ እንተኾነ፡ ብዝተፈላለየ መልክዑን ምስ ሓቀኛ ኣብነታቱን ንዝሰራሕክዎ ዕዮ ሰለዘይዓገብኩሉ ከምቲ ዝሐሰብኩዎ ክገብር ከምዘይመረጽኩ ኣግሂደ ክገልጽ እፈቱ። እንተኾነ ስ ንምእማት ዝኣክል ንዘቕረብኩዎ ሓሳብ ክትከታተሉኒ ብትሕትና እላቦ። ኣርእስትና ከምዝሕብሮ “ጥራጥ ዝቐርቀረ ነይዘልል” ዝብል እንድዩ፡
ኣብ ካናዳ፣ ኣልቤርታ ‘ፎርት ማክማሪ’ ኣብ ዝብሃል ከተማ ዝቕመጡ ዝነበሩ ቀሺ ሓይለኣብ ዝብሃሉ ኤርትራዊ ካህን ዝሓለፈ ሓሙስ 14 ጥሪ ንጉሆ ብሓደጋ መኪና ከምዝዓረፉ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። ፖሊስ ኣልቤርታ ነቲ ናብ ሞት ዘብጽሖም ግጭት ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ ጸብጻብ፣ ኣብቲ ሓደጋ ዘጋጠመሉ እዋን ጽርግያ ብበረድ ተሸፊኑ
ኩላትና ከምዝተኸታተልናዮ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ንጸብጻብ ኮምሽን ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ንምብርዓን፡ እንተስ ብምትላል እንተስ ጸቕጢ ብምግባር ኣብ ኤርትራ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰል ከምዘየሎ ዘረጋግጽ ክታም ካብ ኤርትራውያን ክእክብ ተዋፊሩ ይርከብ። እቲ ሓቂ ኩሉ ከምዝፈልጦ ግና ጠንቂ ስደትን፡ ሕስረትን፡ ምብትታንን፡ ሞትን ኤርትራውያን ብሰንኪ ጉድለት ግዝኣተ ሕጊ
ብ4 ጥሪ 2016, “ኤርትራ ንብዓታ ዝደርዘላን ዝእብዳን ውላድ ትደሊ’ላ” ዝብል ጽሑፍ ምስቀረብ፡ ሓው ሳይሞን ገ. (Simon G.) ደጋፊ ህግደፍ መን ምዃኑ እኹል መረዳእታ ከምዘየለን ቀንዲ ጠንቂ መንሽሮ ጸገማትና እንታይ ምዃኑን ዝሕብር ዓንቀጽ ክቀርብ ተማሕጺኑ ነይሩ። ነቲ ሳይሞን ዝሓተቶ ኣርእስቲ ንምብራህ እቲ ሓው ኣሕመድ
(ኣብ ናይሮቢ’ኸ፣ ኣምበሳደር ዓንደብርሃን’ዶ፣ ወይስ ኣቶ ሳልሕ ጀውሃር’ዮም ‘ቶም ጌገኛ?) ሰላሳን ሸሞንተን ዓመት ይገብር፣ ኣብ ሓደ ገምጋም ህዝባዊ ግንባር ዝግበረሉ ዝነበረ ኣኼባ ናይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተሓኤ)፣ ህዝባዊ ግንባር ጭፍራ ሰራዊት ኢዩ፣ ንተሓኤ ከኣ ከውድቓ ከቶ ኣይክእልን ኢዩ እናተባህለ ኣብ ዝፍከረሉ ዝነበረ እዋን፥ ሓደ ስሙ ንሕጂ
ደድሕሪ ‘ቲ ኣብ ጥሪ 21 2013 ኣብ ኤርትራ ዝተኻየደ ብስርሒት ፎርቶ ዝፍለጥ ኮለኔል ወዲ ዓሊ ዝተሰውኣሉ ምንቅስቓስ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኣብ ዝተኻየደ ጃምላዊ ማእሰርቲ ሓደ ካብ ግዳያት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኮይኑ ንሰለስተ ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ክሳቐ ዝጸንሐ ገዲም ተጋዳላይ ኣሮን ታደሰ ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ድሕሪ
ስነጥበበኛ ብርሃነ ኣብርሃ (ወዲ ዛግር) ኣብ ንኡስ ዕድሚኡ ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ሃንደበት ብምዕራፉ ዝተሰማዓና ሓዘን እንገለጽና፣ መንገስተ ሰማያት የዋርሶ፣ ንቤተሰቡን መተዓብይቱን ድማ ጽንዓት ይሃቦም ንብል። ኣብ ወጻኢ እንርከብ መተዓብይቱ ኣባላት ቤትትምህርቲ ሰውራ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/01/Invitation-to-media.pdf"]
የማነ ተፈሪ ኣብ ኖርወይ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ክረክብ ንኣስታት 20 ዓመት ተቓሊሱ: ሕቶኡ ከይተመለሰ ኣብ 58 ዕድሚኡ ሓሙስ 7 ጥሪ ሃንደበት ዓሪፉ ብምባል ጋዜጣታት እታ ሃገር ገሊጸን::የማነ ኣብ ኣፍልቡ ቃንዛ ተሰሚዕዎ ብሓካይም ሓገዝ ተገይሩሉ ክድሕን ከምዘይክኣለ ተፈሊጡ:: ንሱ ኣብ ሽወደን 9 ዓመት ድሕሪ ምቕማጡ ኣብ 1998
ኪዲ በሊ! ኪዲ ምስ’ዛ ዘይትበሊ ሓሶትኪ ዝኸበርካ በዚሑ ናብ ዕብዳን ስለ ዘድሃበልካ ዝኸበርኪ ክብል እንተመለሰልካ ንኺድ ጥራይ! ኪዲ በሊ! ኪዲ ንገደልኪ ክጸድፍ’የ ካብ በልኪ! ሓቂ ምዕባጥ ካብ ኮነ ኣመልኪ ምስ’ዛ ዘይትበሊ ሓሶት ምንባር ትሓይሽ እንተልኪ ኣመል ምስ መግነዝ ሓቂ ምዃኑ ካብ ኣረጋግጽኪ ብደም ሰብ ዝተሓጽበ ሰይጣን ኮንኪ ብሓሶት ተጠሚቕኪ ብሓሶት ካብ ነገስኪ ካብቲ ቁጽሪ ዘይብሉ ሓሶትኪ
ኩልና ከምንፈልጦ ብሰንኪ ጭቖናን ግፍዕታትን መንግስቲ ኤርትራ፡ ምስ ባርነት ዝዳረግ ደረት ኣልቦ ሃገራዊ ኣገልግሎትን ንሱ ዘስዓቦ ናይ ስድራቤት ምብትታን፡ መወዳእታን ተስፋን ዘይብሉ ህይወትን፡ ኤርትራዊ ብኹሉ ሸነኻቱ መሰሉ ስለዝተጋህሰን፡ ካብ ኤርትራ ክስደድ ተገዲዱ፡ ኣብ ፍቀዶ ሃገር ፋሕ ኢሉ ይርከብ። ሃገርና ኻአ ብሰንኪ ብምኳር ሕጊ ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝበኣሰ
ዜና ካብ ሰሜን ኣመሪካ 7 ጥሪ 2016 ቤት ጽሕፈት ኤምባሲ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ፡ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት’ቲ ኣህጉር ንዝርከቡ ወከልቱን ሰዓብቱን፡ ነቲ ብመርማሪት ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዝዘርግሖ ጸብጻብ ንምቅዋምን ንምጥምዛዙን ፌርማታት ካብ ኤርትራውያን ክእከብ ህጹጽ መምርሒ ኣመሓላሊፉ። ብመሰረት’ቲ ኤምባሲ ህግደፍ ዝዘርግሖ
ዝኽሪ ሓላው ስጡሕ 3ይ ክፋል፡ 06.01.16፡ ድሕሪ ናጽነት ከመይ ቀኒኹም ደቂ’ዛ ከም ዓረ ዝተረረት ጽንዕቲ ሃገር። ብኣጋጣሚ ሓድሽ ዓመት ብዛዕባ ሓላው ስጡሕነተይ ብዘቕረብኩዎ ጽሑፍ ካብ ዝመጻኒ ክልተ መልእኽቲ እታ ሓንቲ ሓላው ስጡሕን ሓላው ወሰንን ሓደ ምዃኖም ተበስር ኣተባባዒት መልእኽቲ ኣንቢበ ሓጎሰ ይ ምጻር ስኢነዮ ክፍንጫሕ ደልየ ምቕናየይ
ኣብ ዱባይ ንልዕሊ ሰለስተ ዓመታት ስልጠና ሓይሊ ኣየር ብምውሳድ ካብ ዝተመረቑ 12 ኤርትራውያን መንእሰያት፣ እቶም ኣርባዕተ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብምርሕራሕ ኣብ ወጻኢ ሃገር ዑቕባ ሓቲቶም ከምዘለዉ ተፈሊጡ። እቶም፣ ናይ ልዕሊ ሰለስተ ዓመታት ስልጠና ፈጺሞም ድሕሪ ምምራቖም ነቲ ምልካዊ ስርዓት ራሕሪሖም ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ መንእሰያት ካብ 19
ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ፣ ከባቢ ሙልቂ፣ ቀጢና ኣብ እትብሃል ዓዲ፣ ካብ ወርሒ ጥቅምቲ 2013 ኣትሒዙ ናይ ወርቂ ዕደና ስርሓት ከካይድ ዝጸንሐ ሩስያዊ ኩባንያ ዕደና፣ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ናይ ስራሕ ፍቓዱ ድሕሪ ምዝራዙን ንብረቱ ድሕሪ ምድስካሉን ቅድሚ ሰለስተ ሰሙን ካብ ኤርትራ ከምዝወጽአ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብቲ ኩባንያ
እቲ ምቕያር ናቕፋ ብዝብል ምኽንያት ገንዘብ ህዝቢ ዝገበተ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ብዘይካ ‘ቲ ብሓላፍ ዘላፍ ኣብ ገለ ከባቢታት ዝዘርግሖ 10 ሽሕ፣ ንተጠቃሚ መተካእታ ሓድሽ ናቕፋ ብዘይምሃቡ ህዝቢ መነባብሮ መሪሩዎ ሸገርገር ኢሉ ኣብ ቅልውላው ከምዝርከብ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። እቲ ዓማጺ ስርዓት ሓደ ሚልዮን ይኹን ብዓል 20
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ነቲ ብመርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዝተዘርግሐ ንዓመጽን ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን እቲ ስርዓት ዘቃልዕ ጸብጻብን ገና ዝቕጽል ዘሎ መርመራን ንምቍንጻብን ንምቅዋምን ብፍላይ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ካብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝጀመሮ ፌርማታት ናይ ምእካብ ጎስጓስ፣ ኣብ እስራኤል ‘ውን ይቕጽሎ
28/12/2015 ምስጋና! ኩሉኩም ሰብ ሕልና ዘምሴኹም ምሳና ልግሲ ዘወፌኹም ንማሕበረተሰብና ብስም መላእ ማሕበር ይብጻሕኩም ምስጋና። ልግሲ ዝኣመሎም ሓሊዮት መበቆሎም ዘለዎም ዝነግፉ ንድሕነት ማሕበሮም ሞራል ዘሐድሱ ልቢ ዘረስረሱ ዝያዳ’ቲ ዝሃብኩም ይሃብኩም እግዚሀር ለጊሱ፡ ሳላ ንጹህ የእዳው ንጹህ ልቢ ለጋስ በዓልሕልና ኩልጊዜ ወሃቢ ሳላ መንፍዓትኩም ሳላ ሓላል ተበግሶ በቂዕና ማሕበርና ናብ ንቡር ክንመልሶ፡ ኣቱም ዝሃብኩም ኣምላኽ ዝያዳ ይሃብኩም ኣቱም ዘይለገስኩም ኣምላኽ
ኣምባሳደር ሄርማን ኮሀን, “The Red Sea is Slipping into Total Arab Control” ብዝብል ኣርእስቲ ንህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብፍላይ ድማ ንዝምድናን ምትእስሳርን ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝምልከት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ዘውጽኦ ጽሑፍ፡ ካብ ብዙሓት ኤርትራውያን ናይ ደገፍ፡ ተቃውሞን ሻቅሎትን ግብረ መልሲ ቀሪቡ። ኣምባሳደር ሄርማን ስለምንታይ ኣብዚ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/01/Mehret-Asgodom-Dreieich.pdf"]
ብ 24 ነሓሰ 2015፣ እቶም ISIS ተባሂሎም ዝፍለጡ ጥሩፋት እስላማውያን፣ “ሃይማኖትና ኣይንቕይርን” ኢሎም ንዘቕበጹዎም 39 ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ገምገም ባሕሪ ሊብያ ብኻራሩ ከምዝተሓርዱዎም፣ ሓደ ኣብ መወዳእታ ደቒቕ ጠለቦም ብምቕባሉ ካብ ሞት ዝደሓነ፣ 20 ሜትሮ ርሒቑ ነቲ ኩሉ ግፍዒ ብዓይኑ ዝረኣየ ትሕቲ ዕድመ ናይ ዓይኒ ምስክር
ስርዓት ህግደፍ ንቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ምሉእ ብምሉእ ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻሩ ካብ ዘእትዋ ንደሓር፥ ኣብታ ቤተ ክርስትያን ሰላም ክርከብ ኣይተኻእለን። ብፍላይ ንፓትርያርክ ተዋህዶ ቅዱስ ኣንቶንዮስ ብሓይሊ ካብ ስልጣኖም ኣልዩ፥ ናተይ ኣገልጋሊ እዮም ዝበሎም ኣባ ድዮስቆሮስ ካብ ዝሸይም ንደሓር፥ እታ ቤተ ክርስትያንን ህዝባን ኣብ ክልተ እዩ ተመቒሉ፥ እቲ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/01/መልእኽቲ-ሓድሽ-ዓመት.pdf"]
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ሱዳን ካርቱምን ከባቢኣን ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኤርትራ ዝኾነ ናይ ሰብኣዊ መሰላት ምግሃስ ጸገም ከምዘየጋጠሞም፣ እንታይ ደኣ ቁጠባዊ ሽግራቶም ክፈትሑ ከምዝተሰደዱ ኣብ ዝገልጽ ባዕሉ ዘዳለዎ ሰነድ ክፍርሙ ዘስገድድ ኣኼባ ን ዓርቢ 8 ጥሪ 2016 ንምክያድ ጻውዒት የቕርብ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ካርቱም