Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Candlelight Vigil in Seattle on Friday, May 1st

Candlelight Vigil in Seattle on Friday 1st of May to express our condolences to the victims of ISIS in Libya and the tragic death of 350 Eritreans in the Mediterranean Sea. Venue and time of Candle Vigil: Rainier

Candlelight Vigil in Seattle on Friday 1st of May to express our condolences to the victims of ISIS in Libya and the tragic death of 350 Eritreans in the Mediterranean Sea.

Venue and time of Candle Vigil:

Rainier Valley Cultural Center
3515   South Alaska St
Seattle , WA 98118

aseye.asena@gmail.com

Review overview
7 COMMENTS
  • yemanege G April 29, 2015

    ተቀማጦ ስያትል ዋጋ ዘይብሉ ቁርቁስ ሓዲጎም ብሓድነት ህዝቦም ብፍላይ መንእስያት ክድሕኑ ይግባእ ወጊድ በልዎ ምጉጅጃል፡፡

  • Weyo April 29, 2015

    Here is a broadcast clip from the radio NPR of the USA with journalist, activist, professor Dan Connel.

    To Escape Military Service, Thousands Of Young Eritreans Flee To Europe

    NPR’s Robert Siegel speaks with Dan Connell, visiting researcher at the Boston University African Studies Center, about the large number of young people emigrating to Europe from Eritrea.

    http://www.npr.org/2015/04/21/401318902/to-escape-military-service-thousands-of-young-eritreans-flee-to-europe

    ———————-

  • Dawit kflezghi April 29, 2015

    ጓሳ ዝሳኣነ ህዝቢ፡

    ጓሳ ዘይረኸበ ዝሕብሕብ ዝሓሊ
    ዘስቲ ዘብልዕ ታተ እግሪ ተኽሊ
    ዳዕሮ ሩባ ካብ ጻሐይ መጽለሊ
    ዓቡይ እንባ ድፋዕ መኸወሊ
    ተተወልደ ይጠፍእ ፋሕ ብትን ዘርኢ ምድሪ

    ብዘይ ጓሳ ጥሪት ዶ! ትጓሰ
    ኣይንታዩን ህዝቢ ባዕሉ ዝነገሰ
    ዝወፈረ ዳሓን ከይተ መልሰ
    ሕድሕዳዊ ጽልኢ ሐዊ እንዳንኸሰ
    መሰላት ገፊፉ እምነትና ዘርከሰ
    ስላም ዬለን ኣረሜን ከዬልገሰ
    ምንጪ ሂልቂት ዎሎዶ ዘብረሰ፡

    ኤርትራዊ ዜጋ ባዓል ድርብ ወጽዓ
    ናተይ ዝበልካዮ ጠሊሙ መብጻዓ
    ዝተ ዘርኤ ስርናይ እቶቱ ሳዕሳዓ
    ኤርትራዊት ማህጸን ብሞት ተረቲዓ
    ጠንቂ ናይዚ ኹሉ ዝጀመሮ ሻዓ
    ቅዝፈታት ምድረ በዳ ታባሕሪ ጎሲዓ
    ኣይፋልናን ንበሎ ይእክል ዚወጽዓ

    ሐደ ድሕሪ ሐደ መሪር ሓዘን
    ሕማቅ ስማዕ ወሬና ኣማዓዘን
    ድምጽና ብሓር ንግበረሉ ወሰን

    ከምሉሙድ ከይውሰድ ይኽደነና
    መዳርግቲ ኣልቦ ሽግር መከራና
    ብጃምላዊ ሂልቂት በሪሳ ሃገርንና
    ኣይፋልናን ብሓቂ ንሕሰብ ብጾሞና
    ሐንቲ ሂወት ውን ትኹን ከቢድዩ ሚዛና

    ሽግ ቀዳሞትና ኣብሪህና ኣብ ሓርነት ንቕሎ
    ኣብ ባይቶ ዓዶቦ ሲኒት ዝዓሰሎ
    ዝግ ድሕሪ ዋንጫ እስከ ነስተውዕሎ
    ዑና ኾይና ሃገር ህዝብና ኣበይ ኣበይ ኣሎ
    ይመቓሕ ይእሰር ብጥይት ይዕሎ
    ኣማኢት ሂወታት ሬሳታት ይሕሎ
    ሐመድ ዘይለበሰ ኑቡር ዘይተገብሮ
    ስግብ ማዓስ ጥፍአትና ክንጸሮ
    መንዳዓት ዝባና ሕቓፎ ሕዛሎ
    ሓንሳብ ንሐዋሩ ይአክል ንበሎ፡፡

    ኣብ ምድረበዳ ሲናይ ኣውያቶም ዘይስሞኦ
    ኣብቀላያት ባሕሪ ሐንቢስካ ዘይቲ ረትኦ፡
    ሓንሳብ ንሓዋሩ ሱኢኖም መዋጽኦ

    ኣይ ዓዲ ኣይ ግዳ ኣመርዓ ኣይደርዓ
    ሕድሩ ዝጠለሙ ኪሒዶም መብጻዓ
    ኣዒንቶምእን ዳራያ ኣእዛኖም እንዳሰምዓ፡
    ምንባር ሐርቢትዎ ንሽግር ክረትዓ
    እታ ዘይ ራአያ ብእዝኑ ዝሰምዓ
    ሂልቂታት ቅዝፈታት ኣብ ውሽጣ ሐቢኣ
    ወሪሳ ጭካኔ ኣትሪፋቶም፡ምስአ

    ዝተበገሱሉ እንበር ምንጠቢኦም ዘይፈልጡ
    ዓቅሊ ጽበት ካብ ሕሰም ከምልጡ
    ካብ ዶባት ይጅምር ይእሰሩ ይቕጥቀጡ
    ብነጋዶ ደቂ ሰባት ይሽዬጡ ይልወጡ
    ቆጺርካ ዘይውዳእ ዝበዝሔ ዋጢጡ
    ሕማቅ ትዕድልቱ ጠፊእና ቑጡ፡
    ሃዬንታ ኣለዎ ዝኹለይ ሕሰመ መከራ
    ንአዳም ገሮሞ ኣብ ብሕሪ ሳሃራ
    መሳኪን ቆሉዑ ንጥይት ንኻራ
    ወላድ መኻን ኣደ ኤርትራ ዓዊራ፡

    ብዳዊት ክፍለዝጊ
    ሲያትል USA,

  • a April 29, 2015

    what time is the vigil at?

  • yemanege G April 30, 2015

    ዲክታክቶር ዲክታክቶር ህግደፍ እናበልካ ምግዓር ዘይኮነ ሓቅኛ ፍታሕ ንህዝብና መጀመርታ ድልዱ ል ሓድነት ምፍጣር ብፍርሒ ከይተሸቁረካ ምቅላስ ሕጂ ዉን ወጊድ ንጸቢብ ትሕተ ሃገራዉነት፡፡

  • TSELOT April 30, 2015

    ሰብ ዘመን

    ሰብ ዘመን ዓልሉ
    ሰብ ዘመን ዝለሉ
    ሰብ ዘመን ደብሉ
    ሰብ ዘመን መሬት ኣይትጽርና በሉ
    ሰብ ዘመን ተጸለሉ
    ሰብ ዘመን ጊዝየኹም እንደኣሉ

    ኤርትራዊ እንተሞተ
    መሬት እንተ ጸልመተ
    ኤርትራዊ እንተ ተሓርደ
    ሓዊ እንተ ነደደ
    ‘ከዳዕ’ ጥራይ በሎ ገዲፉካ ዝኸደ

    ህዝቢ ተማረረ – ኣይትገደሰሉ
    መዓስ ጠምዩ – ጸጊቡ እንደኣሉ
    መዓስ ጸሚኡ – ሓንቂቑ እንደኣሉ
    ኣብ ሓዘኑ – ጉዋይላ ትኸለሉ
    ኣይትደብሶ – ኣይትብከየሉ

    ግና
    ዘመን ዝኣመንካ፥ ዘመን ጠላሚ
    ድሮ ሎምዘመን፥ ኣይኮነን ከም ዓሚ
    መዓልትኻ ጸብጽብ፥ ምድረ ኸዳሚ
    ከም ትማሊ የለን፥ ደጊም ድሕሪ ሎሚ

    ጸሎት 30/04/2015

  • josi April 30, 2015

    may 1st I don’t see time?

Post a Reply to Dawit kflezghi Cancel Reply