Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Breaking News: ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ትሪቡሊ፣ ኣብዚ ሰዓት’ዚ ውግእ ሕድሕድ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ ቦታ ኣስታት 700 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብኹሉ ዙርያኦም ብውግእ ተኸቢቦም ኣብ ከቢድ ራዕዲ ይርከቡ ኣለዉ።

ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ትሪቡሊ፣ ኣብዚ ሰዓት’ዚ ውግእ ሕድሕድ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ ቦታ ኣስታት 700 ኣብ ቤትማእሰርቲ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ብኹሉ ኩርናዓት ብውግእ ተኸቢቦም፣ ህይወቶም ንምድሓን ናብ ዘብሉዎ ጠፊኡዎም ኣብ ከቢድ ራዕዲ ይርከቡ ከምዘለዉ ኣብቲ መዋጥር

ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ትሪቡሊ፣ ኣብዚ ሰዓት’ዚ ውግእ ሕድሕድ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ ቦታ ኣስታት 700 ኣብ ቤትማእሰርቲ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ብኹሉ ኩርናዓት ብውግእ ተኸቢቦም፣ ህይወቶም ንምድሓን ናብ ዘብሉዎ ጠፊኡዎም ኣብ ከቢድ ራዕዲ ይርከቡ ከምዘለዉ ኣብቲ መዋጥር ዝርከቡ መሳኪን ኤርትራውያን ግዳያት ብቴለፎን ኣብ ዝሃቡና ሓበሬታ ኣፍሊጦም።

ንሳቶም ልዕሊ 300 ካብኣቶም ነብሶም ንምድሓን ፈቖድኡ ከምዝተበታተኑ ክገልጹ ከለዉ፣ ሓያለ ደቀንስቶ ከምዝተዓመጻ፣ ልዕሊ 20 ደቂ ኣንስትዮ በቶም ነቲ ቤትማእሰቲ ዝተቖጻጸሩዎ ተቓወምቲ ምስተወስዳ ድሃየን ከምዘይፍለጥ ኣገንዚቦም።  ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዘለኹም ግዱሳት ኤርትራውያን ነዚ ህጹጽ ኩነታት ኣመልኪትኩም ንመንግስታውያንን ዘይመንግስታውያንን ማሕበራት ብምሕባር እዞም ግዳያት ዑቕባ ዝረኽቡሉ ኩነታት ኣብ ምፍጣር ክተሓባበሩ ንጽውዕ።

እቶም ግዳያት ናይ ደቀቕትን ከቢድ ብረትን ቶኽሲ ኣብ ከባቢኦም እናተሰምዐ ቅድሚ ሒደት ደቓይቕ ዝሃቡና ናይ ቃል ምስክርነት ጸኒሕና ብድምጺ ከነቕርብልኩም ኢና።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
45 COMMENTS
  • Dan August 19, 2014

    The only solution is to kill wedi medhin berad otherwise we’ll loss our country

  • Rahayta August 19, 2014

    Is this the Arab revolution? Arabs and and democracy are incompatible. They are better off with a dictator than with an evil Islamist Jihadists.
    Worthless people who kill each other and abuse black Muslims as their Abeed property can not create any democracy.

  • Delaii fithi August 21, 2014

    The solition must kill wedimedihin berad

  • Grmay Abrha April 4, 2015

    Entay entay. Hatiyat Dina. Abisna. Bkednayo. Tfiat eway. Tsegem.

  • selam April 4, 2015

    GBU

  • Bhdma hager badima April 4, 2015

    I can not sympathise any more. They know there is civil war in Libya and they decided to risk their lives for Europe. This is councious ignorance. The girls are insane, we Eritreans in general are insane. Opportunists, racists, regionalists and jeolous people. All these hardship is something that we really deserve.

  • fkadugebreab April 5, 2015

    ንግሆ ንግሆ ኣውያትና ዓለም ኣሰልቹዩዋ ።ፍታሕ ኣብ፣ናይ ሓባር ረብሓ ኣብ ክንዲ፣ንገብሮ ነናይ ውልቅና ፍታሕ ከነምጽእ ባዶ ተሪፍና ተወዲእና።ስለዚ ኣምላኽ፣መዋጽኦ፣ይፍጠረሎም።ግን ክኣ ኣምላኽ፣ኣዒንቱ ከፊቱ ሕብረትና ይጽበ ኣሎ።

Post a Reply to selam Cancel Reply