Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ATV: ዋዕላ ንቕሎ ኣዴታት ንድሕነት ሃገርን ህዝብን ተኸፊቱ፡ ኣዴታት `ይኣክል፡ ሓደ ኮይንና ኢና` ይብላ – መንእሰያት ድማ ይዕልላ ኣለዋ ኣዴታት መናእሰይ ክብሉ ይቕበሉወን

https://www.youtube.com/watch?v=9Lgy39TwvFA

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Ghebrejohannes Anghesom August 24, 2019

    ኣጆኽን ኣዴታት ኤርትራ ! ንስኽን ዝኣተኽናኦ ኩሉ ዕዉት ኢዩ።ኣብ ቃልሲ ሰውራና ክውን ዝገበርክን ንስኻትክን ኢኽን።ሕጂ`ውን ብዘይካኽን ዝፍታሕ ከምዘየለ ርጉጽ ኢዩ።ኣብዚ ታሪኻዊ በዓል ንቕሎ ኣዴታት ብጊዜ ሕጽረት ምስኽን ሓቢረ ከብዕል ብዘይምብቅዔይ ብዙሕ ይሓዝን።ብሓሳብን ልባዊ ጸግዔይ ግን ምሳኽን ከምዘለኹ የረጋግጽ። እቲ ኣዝዩ ዝገርመኒ ነገር እንተሎ ግን ክልተ መጻሕፍቲ ሰውራ ኤርትራ ብኣቦ መንበር ሕብረተሰብኣዊ ቤት ጽሕፈት ኣባል ፈጻሚት ሽማግለ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተጋዳላይ ኢብራሂም መሓመድ ዓሊ ከምኡ“ውን ኣባላቱን ንመጀመርያ ጊዜ ተጻሒፉ ንህዝቢ ቀሪቡ ኣብዚ ንቕሎ ኣዴታት ከኣ ብጸይቲ ኣስገደት ተስፋሃንስ ዋና ተዋሳኢት ኮይና ክርኢ ከለኹ ብርቱዕ ሓበንን ኩርዓትን ይስምዓኒ።