Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ATV: ሓጺር መብርሂ ተሳተፍትን ኣቕረብትን ዋዕላ `ህንጻ ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ` – ኣቶ ጳውሎስ ብዓታይ፡ ዶር ኣስያ ዓብደልቃድር፡ 24-25 ሚያዝያ 2019

https://www.youtube.com/watch?v=PqxkYS3di5s

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • Anghesom Ghebrejohannes April 29, 2019

    ኣቶ ጳውሎስ በዓታይ ሠላምታይ ይብጻሕካ።ተቕላሳይ ምዃንካን ተቓሊስካ እተቃልስ ከምዝኾንካን ታሪክ ሰውራ ኤርትራ ዝሰነዶ ማንም ኤርትራዊ ዘይክሕዶ ሓቂ ኢዩ ብኣኻ ከኣ ኩልና ኤርትራውያን ንሕበንን ንኾርዕን። እንኮ ነገር ቅር ትብለኒ እንትሃልያ ግን ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ኣርባዕተ መዓስከራት ክልል ትግራይ ዘለው በቶም ምኩራትን ተባዓትን ሃገራውያን ንኤራ ዘቆምኩምን ብኡ ኣቢልኩም ከኣ ንሕዝቢ ኤርትራ ብዙሕ ዝሓገዝኩምን ኣብዚ እውን`ዚ ርኢኹም ከምዘይረኣኹም ብምጽቃጥ ዘይምሕጋዝኩም ኢዩ።እዚ ከኣ ንዓኻን ንበዓል ፕሮፈሶር በርኸትን ካልኦት ብጾትኩምን ዘርኢ ኢዩ።ካልእ ይትረፍ ንማሕበር ረድኤት ኤርትራ ብብጾት ካሕሳይ የሕደጎን ብጾቱን ዘካይድዎ ዘለው ቃልሲ ክትተሓባበሩዎምን ክትሕግዝዎምን እላበወካ።ሰብ ምስ ሃለቐ ዴሞክራሲ እንተሃንጽና ጥቕሚ የብሉን።

  • Habte Kifle May 1, 2019

    Dear Paulos,

    We are proud of you. Please keep it.
    Never stop until the “traitor DIA” is ousted from power.