ጸወዒት ንኩለን ኤርትራውያን ደቒ-ኣንስትዮ ኣብ ለንደን
ኣብ ክሊ’ቲ ደቒ-ኣንስትዩ ኤርትራ ተወዲበን ንማሕበራውን ሰብኣውን መሰላተን ንምርግጋጽ ዝካየድ ዘሎ ጻዕርታትን ተራኺብና አብ ሕብረተ-ሰብና ህያው ግደና ንምዕዛዝን ዘኽእለና ሓባራዊ መደባት ንምስራዕ ንኩለን ኣብ ስዕረት ምልካዊ ስርዓት ሃናጺ ኣስተዋጽኦ ክጻወታ ዝደልያ ኤርትራውያን ደቒ-ኣንስትዮ ኣብ ለንደን አብ ዝካየድ ክፉት ናይ ዝርርብን ምምይያጥን መጋብኣያ ብኽብሪ ንዕድም።