ሓጻር ርእይቶይ ብዛዕባ ግ.ሃ.ድ.ኤ ሰሚናር ኣብ ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና፤
ሰሚናር ግ.ሃ.ድ.ኤ ከመይ ነይሩ ንዝብሉ? ብ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤሪትራ ኣብ ኢንድያናፖሊስ ብ 25 ሰነ / 2011 ዝተኻይደ ሰሚናር፡ ፍናን ዝሓዘለን ፡ መጻኢ ዓወት ህዝቢ ኤሪትራ ከኣ ናይግድን ከምዝረጋገጽ ዝእንፍትን፡ ዘረጋግጽን ኣዚዩ ዘሐጕስ ሰሚናር ኢዩ ነይሩ።