ሓያል ድፍኢት ንዕማም ሃገራዊ ኮምሽን።
ትማልን ሎምን ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብዓይነቱን ዓቐኑን ክግምግምዎ ንዝደልዩ ተመራመርቲ ሓያሎ ሰነዳት ክእክቡን ካብቶም ዉሑዳት ሰብ ጸጋ ዕድመ ኣፈ-ታሪኽ ከዋህልሉን እንተዝብገሱ ንመስተንክር ታሪኽን ንናይ ሎሚ ጽልግልግን ከነጻጽሩ ኣይምጸገሞምን።