ምምራሽ መንእሰያት ናብ ሃገራዊ ዋዕላ
አብ ሓርነታዊ ቃልስና መንእሰያትን ደቂ ኣንስትዮን ብጻብዕቲ እዮም ዝቁጸሩ እንተበልና ካብ ሓቂ ኣይራሓቕናን፣ ሎሚ ግን መድረኹ ግዲ ኣኺሉ ኮይኑ መንእሰያት ክብገሱ ካበየ ኩርናዓት ዓለምና ንምልከት ኣሎና፣ ስለ ዝኾነ ከአ ኣብ ሃገረ ጀርመን ከምቲ ካሎኦት ዓለምና ዘርኢዎ ዘለዉ ንጥፈታት ተበጊሶም ከም ዘለዉ ክንሕብር ንፈቱ፣