Updated: ጋዜጣዊ መግለጺ: ምምስራት ዘመናዊ ሲቪካዊ ምንቕስቓስ
ሲቪክ ደሞክራስያዊ ምንቕስቓስ ኤርትራ፣ ሲ. ደ. ም. ኤ Eritrean Civic Democratic Movement (ECDM) ዝብል መጸውዒ ሒዝና ሕጋዊ ሰውነት ከምዝለበስና ንኩሉ ደላይ ፍትሒ ህዝቢ ኤርትራን ደላይ ፍትሒ ዓለምን ከነፍልጥ ክንእውጅ ኮለና ሓበን ይስማዓና።