ጎይታ ፈሪሆም ጊላ ይወቕዑ። መልእኽቲ ሕርሚ፡ ብክቡር ሊቀ ካህናት ቀሺ ገብረሚካኤል ዮውሃንስ። ዝኸበርኩም ካህን፡ ኣብቲ ግሉጽ መልእኽቲ ሕርሚ ንኩሎም ጳጳሳት ዝብል ኣብ www.tewahdo.org ኣብ audio ስብከት ናይ ሓደ ሰዓት ምሉእ ዝሃብክሞ ረዚን መልእኽቲ ሰሚዐዮ ደጋጊመ ከኣ ይሰምዖ ኣሎኹ።እቲ መልእኽቲ ካብ መንፈሳዊ ትሕዝትኡ ይኹን፡ ካብ ኣቀራርብኡ፡ ልብኻ ዝመስጥ፡ ይበል ዘብል እዩ።ክብደቱ ይትረፍ ንገበርቱ ንሰማዕቱ ዘርዕድን ዘንቀጥቅጥን እዩ። Continue reading October 14, 2009 10:33 pmassenna001699Views SHARE መልእኽቲ ሕርሚ፡ ብክቡር ሊቀ ካህናት ቀሺ ገብረሚካኤል ዮውሃንስ። ዝኸበርኩም ካህን፡ ኣብቲ ግሉጽ መልእኽቲ ሕርሚ ንኩሎም ጳጳሳት ዝብል ኣብ www.tewahdo.org ኣብ audio ስብከት ናይ ሓደ ሰዓት ምሉእ ዝሃብክሞ ረዚን መልእኽቲ ሰሚዐዮ ደጋጊመ ከኣ ይሰምዖ ኣሎኹ።እቲ መልእኽቲ ካብ መንፈሳዊ ትሕዝትኡ ይኹን፡ ካብ ኣቀራርብኡ፡ ልብኻ ዝመስጥ፡ ይበል ዘብል እዩ።ክብደቱ ይትረፍ ንገበርቱ ንሰማዕቱ ዘርዕድን ዘንቀጥቅጥን እዩ። Continue reading POST TAGS: ይወቕዑ።ጊላጎይታፈሪሆም