ሚስጢረ ምብራዕ ኲናት ባድመ – ብ ሚካኤል እምባየ
ምብራዕ ኲናት ባድመ ንእለቱ ተmምጢዑ ከይበኾዐ ዝተሰንከተ ሌጣ ቅጫ ኣይነበረን፡፡ ከምቲ ብተደጋጋሚ ናይ ስልበጣ ቃል ገበነኛ ኢሳይያስን መንደዃድክቱ መሪሕነትን ዝበሃል ብናይ ደገ ሐይልታት ዝተሰገደደ ዝተሰነዐ ናይ ዶብ ኲናት ውን ኣይኮነን፡፡