ደርሆ ተዛሪባ – ዋዛን ኣዋዘን
ሓንቲ ደርሆ ካብ ኣሰመራ ዶብ ሰጊራ ሱዳን ትኸይድ ‘ሞ፡ ኣብኡ ዝነበሩ ሰባት ፍጹም ተገሪሞም፡ “ እምባእ! እንታይ መዓቱ ወረደና፡ ኣንቲ ንስኺ ኸ ደኣ እንታይ ኮትገብሪ መጻእኪ?” ይብሉዋ።