18 መስከረም ምመስክሪዶ ?
መስከረም ብባህላዊ ባህርያዊ ተፈጥሮኣዊ ታሪካዊ ኣጋጣሚታት ብዙሕ ኣዝዩ ብዙሕ መስመያ ድሙቅን ዉቁብን ናይ ተስፋን ራህዋን መዝሙር (ደርፊ) ዝዝመረልኪን ዝድረፈልኪን ምካንኪ ኩሉ ወዲሃገር ዝሰማማዓሉዩ ኔሩ ።