ጋዜጣና ቅዱስ መሬት: መሬትና ካዕቦ ሓጥያት!
ኣብ ጋዜጣና፡ ስራሕ፡ ምዕባለ፡ ጽጋብ፡ ፍትሒ፡ ሓጎስ ጥራይ እዩ ዝንበብ። እቲ ኣብ መሬትና ተደኵኑ ዘሎ ሽቕለት ኣልቦነት፡ ድኽነት፡ ጥምየት፡ ዓመጽ፡ ጓህን ንብዓትን ኣብ ጋዜጣና ሰፈር የብሉን።