ክፉት ህዝባዊ ኣኼባ ንምይይጥ ብጉዳይ ኤርትራ ኣብ ከተማ ኦስሎ፣
ሎሚ ሓሙስ 11 ሕዳር 2010፣ ብኦስሎ ማእከል ዝተዳለወ፣ ኣብ ትሕቲ ”ዘተ ምስ ጭቆንቲ ስርዓታት – ይሰርሕዶ፧ (Dialogue with oppressing regimes – does it work) ዝብል ኣርእስቲ ተኻይዱ።