ኣይግድን…..ወራዙት ዲያስፖራ !!!!
ኣብ ስነ-ጽሑፍ ክሓናጥጥን እጃመይ ከበርክትን ተበጊሰ ኣሎኹ’ሞ፡ ጽሑፈይ ሓፈሻዊን ንሰብን ንባህሪኡን ዝገልጽ እምበር፡ ኣጻብዔይ ኣመልኪተ ንዓኻ’የ ዝብሎ ሰብ ክሳብ ዘይሃለወ፡ ብጽሑፈይ ዝተተንከፈ ኮይኑ ከይስምዖ ኣቐዲመ ሓደራ እብል።