ምፍናው ግዳያት ቦምብ ኤርትራውያን መንእሰያት ካብ ካምፓላ፣ መን’ዩ ዝሕተተሉ? – ሰላማዊት ካብ ካምፓላ: ኡጋንዳ
ዕለት 11 ሓምለ 2010 ሰዓት 10.00 ምሸት ምዕጻው ጸወታ ጽዋእ ኩዕሶ እግሪ ዓለም እንዳተኻየደ፣ ኤርትራውያን መንእሰያት ብድምቀት ምስ ብጾቶም ኣብ ኢትዮፒያን ቪለጅ ረስቶራንት ዝተባህለ ኣብ ካምፓላ ኡጋንዳ፣ እንዳረኣዩ ከሎው ብፈጸምቲ ነብሰ ቅትለት ብዝተፈንጀረ ቦምብ፣ ህይወት 6ተ ኤርትራውያን ሽዑ ንሽዑ ተቐዚፉ።