ሓባእ ቁስሉስ ሓባእ ፈውሱ፣ – እዝጊኣምን ተኸስተ
እዚ ብፕረሰደንት ኢሳያስ ኣብዚ ሳምንቲ ብዛዕባ ኣመሪካ፣ ኣቐድም ኣቢሉውን ብዛዕባ ኢትዮጲያ ዘካየዶ ቃለ መሕትት ከም ጓል ዘረባ ድኣ እምበር፣ ምስ ዘረባ ዝቑጸር ኣይኮነን።…..ኣብዚ እዋን መንግስትና ካብ ህዝብን ንኣገልግሎት ህዝቢ ምዃኑ ረሲዑ፣ ብትምክሕቲ፣ ኣነነት፣ ትዕቢት፣ ጃህራ፣ መን ከማይነት፣ ነብሰ ብሉጽነት፣ ጽምኢ ስልጣን፣ ጠፊእካ ምጥፋእን ወዘተ ዝኣመሰሉ ድኻማት ተዋሒጡዩ ዝኸይድ ዘሎ።