ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ሶማልያን ኣጽኒዑዎ ዝጸንሐ እገዳ ንሓደ ዓመት ኣናዊሑዎ።
ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ ንተልእኾ ናይቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ሶማልያን ኣጽኒዑዎ ዝጸንሐ ወተሃደራዊ እገዳ ዝከታተል ሞኒተሪን ግሩፕ ብምሉእ ደምጺ ንሓደ ዓመት ኣናዊሑዎ።