ኣርባዕተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኣቡጃ ብኢሚግሬሽን ናይጀርያ ታሒዞም ናይ ምስጓጕ ሓደጋ የንጸላልዎም ኣሎ።
ኣብ ኣቡጃ ብኢሚግሬሽን ናይጀርያ ታሒዞም ናይ ምስጓጕ ሓደጋ ዘንጸላልዎም ዘሎ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተጣበቕቲ መሰል ስደተኛታትን ግዱሳትን ካብ መስጎግቲ ከድሕኑዎም ደገፍ ይሓቱ ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም።