ATV: ብምኽንያት ኣድማ ተጋደልቲ 93 ን10 ዓመታት ብስርዓት ኢሳይያስ ተኣሲሩ ዝነበረ ገዲም ተጋዳላይ ተስፋልደት ተወልደ ዓሪፉ https://www.youtube.com/watch?v=lG4P1h8c5Tc May 16, 2020 12:36 pmadmin213586Views SHARE
Stefanos Temolso May 17, 2020
ሃጸይነት ምሳይ ኣብ ጸጸራት ተኣሲሩ ነይሩ። ኣባል ከቢድ ብረት ዝነበረ ኮይኑ ዓቕምን ትብዓትን ዝነበሮ ጅግና ተጋዳላይ ነይሩ። ኣብ ጸጸራት ንልዕሊ ዓመትን ሽዱሽተ ኣዋርሕን ጸኢሕና። ድሕሪ ምውጽኡውን ንራኸብ ኔርና። መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራቤቱ ድማ ጽንዓት ይሃቦም።
YOAHNES May 17, 2020
REST IN PEACE.
MAY THE GOOD LORD SPEED UP THE FALL OF THIS TYRANNICAL REGIME.