ATV: ኣነ `ምበር ክሓተካ! – ግጥሚ ብ ሰላም (ኤርትራዊት ኣደ ካብ ካርቱም) https://www.youtube.com/watch?v=Qt0d-LarmdY&feature=youtu.be August 1, 2019 10:19 pmassenna115819Views SHARE
ውዲ በላይ August 4, 2019
ኣቱም ናይ ጣዕሳ ፎርም መሊእኩም ካብን ናብን ኤርትራ እትብሉ ዘሎኹም ኩሉኹም ብፍላይ ኣመንቲ ንክርስቶስ ኢትብሉ ከምኡ ከኣ ኣገልገልቲ ዘመርቲ ግብርኹም ይምስክረኩም ኣሎ ኣብቲ ሒቂ ከምዘየሎኹም። ኣመንቲ ዶ ኣይኮኑን ዝእሰሩ ዘሎዎ። መንግስቲ ህግደፍ ኣብ ሓቂ ኣሎ ይቅተሎም ይእሰሮም ንኤርትራውን ፋሕ የብሎም ንሕና ኢና ተጋጊና ማሌት ዶ ኣይኮኑን ናይ ጣዕሳ ፎርም መሊእኩም ካብን ናብን ኤርትራ እትብሉ ዘሎኹም። ክንደይ ትደፍሩ ንሳቶም ንሞት ይፍርዱ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ንስኻትኩም ከኣ ትዘሉ ኣብ ልዕሊኦም ኮንኩም። ጸጋኻ በዚሑለይ ትብሉ ንሳቶም ከ ጸጋ ኣምላኽ ጎዲልዎም ማሌት ድዪ ዝእሰሩን ዝቅተሉን ዘሎው። እዚ ኩሉ መከራ ክሓልፍ ኢዪ ኣይምሰልኩም። ሂትለር የለን ደርግ የልን ሳዳም የለን ህግደፍ ውን ኣይክህሉን ምኽንያቱ ንዝልኣለም ዝነብር መንግስቲ ስለዘየለ። እቲ ክፉእ ዛንትኦም ግና ኣሎ። ንስኻትኩም ውን ከምኡ።
ሓቂ በልኪ ሰላም