ግዝኣት ቱረኪ ኣብ 21 ክፍለ-ዘመን
ታሪኽ ይደጋገምዩሞ ኣይከምዚ ኣብ አርትራ ዝርአን ዝስማዕን ዘሎ።በብእብረ-ባዕዳዉያን ንህዝቢ አርትራ ድሂኾሞ ሓሚሶሞ ጨፍጪፎሞ ብሕሱም በዲሎሞ። ንሶም’ቶም ገዛእቲ ግና ምኽኑይ ዝገብርዎ ንመረትካን ሃብትኻን ኣልሚዕና ክንጥቀመሉ ንስኻ ባርያኮንካ ቁራስና እናረኸብካ ንበር እንተበልናካስ እምቢታ ኣርኢኻ ኢሎምዮም ጭፍጨፍኦም ዝቐጸሉ።