ASSENNA NEWS: እዋናዊ ገምጋም (ኤርትራን ኢትዮጵያን) – ግጥሚ – ሕጂ ኸ እንታይ ትብሉ – ብረድኢ ክፍለ (ባሻይ)፣ Mon, July 02, 2018 https://www.youtube.com/watch?v=vMSlYPCQS80&feature=youtu.be July 2, 2018 11:09 pmassenna103437Views SHARE
Uncle Sye July 3, 2018
ኣሰይ ተዓዊቱልና አብይ ኮይኑልና
ኢሱ ኣብስንያዊ ምስጢራዊ ጸግዕና
ዓሰብን ባጽዕን ወደባት ኩላትና
ተገንጸልቲ ጉህዮም ቀሲኑ ህዝብና
ምስ ሓበሻ ኣሕዋቱ ሰላም ዝመርሖና
ቀደም ዝፈረድናላ ሽፍታ መሲሉና
ብሰብ ከይትሰምዎ ክንነግረኩም ባዕልና
ህዝባዊ ግምባር ሽኮር ኢትዮጵያዊት ኮይና
ወንበዴታት ይበተኹ ሓበሻ ነጊሶምልና