Voice of Assenna: Daily News – ዕለታዊ ዜና – Monday, Jan 09, 2017 https://www.youtube.com/watch?v=nxhGVnOE1ow&feature=youtu.be January 9, 2017 8:26 pmassenna103592Views SHARE
ጊዝያዊ ሓይሊ ዕማም ማሕበር ሰላም ትግርኛ ሕብረተሰብ January 12, 2017
ዕለት: 12/01/2016
እዋናዊ መግለጺ
ኤርትራ ልእላዊት ሃገር ከምኻና መጠን ብዙሕነት ፓርትታት ንህዝቢ ዝዉክላ እንተዘይ ኮይኑ መሰረት ዘይብለን መበገሲአን ዘይፍለጥ ዝተጎጃጀላ ብዙሓት ተቃወምቲ ዝበሃል ነገር ክህልዋ ኤርትራዊያን ኣይክነፍቅድን ኢና። ማሕበርና ሰላም ትግርኛ ሕብረተሰብ፥ ህዝቢ ኤርትራ ኣዳኺሙ ሃገር ኣብ ሓደጋ ዘውድቕ ዝኾነ ዓይነት ተጻብኦታትን እንተታትን ብትሪ እንዳተቓወመት ናይ ሃገር ጉዳይ ዝምልከት ኣብ ናይ ቀዳምነት ቀዳምነት ስረሓ ሰሪዓ ከም እትሰርሕ ብወግዒ ንህዝቢ ኤርትራ ክተፍልጥ ትደሊ። ሙሉእ ትሕትኡ ኣብ ቀጻሊ ክቕርብ እዩ።
ጊዝያዊ ሓይሊ ዕማም ማሕበር ሰላም ትግርኛ ሕብረተሰብ