‘ዕዉት በርቃዊ መጥቃዕቲ ተኻይዱ።’ – ስሙር ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ። [gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/05/ጋዜጣዊ-መግለጺ-ቊ.-28.pdf"] May 30, 2016 3:17 amassenna2605949Views SHARE GDE Error: Requested URL is invalid
Aman June 1, 2016
መጻኢ ኩነታት ኤርትራ ኣዝዩ ዘሕዝን ምኻኑ ካብ ዝገብርዎ ሓቅታት ሓደ፡ እዚ ኣብ ኣስመራ ዘሎ ጁንታ ብልዝብን ብመደረን ስልጣን ዘይገድፍ ምኻኑ እዩ።
እዞም ብደም ኣሽሓት ኣብ ስልጣን ተወጢሖም ዘለዉ ውሕዳት ጉጅለ ሓንቲ ቃንቃ እያ ትርደኦም፡ ዓመጽ። ካብዚ ወጻኢ ንህግደፍ ካብ ስልጣን ክነልግሶም ኢና ኢሉ ዝሓስብ ተቓዋሚ እንተሃልዩ፡ ወይ ናይ ሓሶት ትቓዋሚ (ናይ ውሽጢ ኣርበኛ) እዩ፡ ወይ ድማ ንህግደፍ ፈጺሙ ዘይፈልጦም ግን ከኣ ስለምቅዋም ዝቃወም እዩ።
Musie Bahta June 1, 2016
Sumur gmbar bikemzi zikxilo zelo awetat tseba setina ena emo anen bxoteyin zihazna hizna nabzi wudub atina tarik kinserih wesina alona.kalsi bitegbar malet kemzi eyu.kindey gizie eyu ke ab koyoka
Semere Mike June 3, 2016
Gibreshibera yibehal izi, hawoka ketilka berkawi metkaiti lika itijeharelu aykonen.