ምሕዝነት ሽወደናዊ ኤርትራዊ ናይ ባህሊ ማሕበር ”ብኤርትራ ኣብ ልብና !!!” ዝተሰምየ ማሕበር ኣብ ከተማ ዮተቦርግ ቆይሙ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/04/23-ዜና.pdf"] April 12, 2016 10:22 amassenna101811Views SHARE
ኣርዓዶም April 13, 2016
ካን ከምኡ ይሓይሽ ኢልኩም፡ ነተን ቖይመን ዝነበራ ማሕበራትን ውድባትን ክንዲ ኣበራቲዕካ፡ ቓልስኻ ኣም መዕርፍኡ ምብጻሕ፡ ንውሑዳት ህያባትን ዝናታትን ክትብሉ፡ ንህግደፍ ጼርኩሞ ትኸድሉ ማሕበራት ኣብጸጽባሕ ነውጽእ ኣለና፡ ትብሉ ኣለኹም።
ኣነ ክብሎ ዝደሊ ግን ህግደፍ በዘን ከምዚአን ማሕበራት ክሳብ ሕጂ የደናግር ስለዘሎ፡ እዘን ማሕበራት ኣዚአን ኣብ ሓርነት ኤርትራ፡ ብህዝቢ ይሽቕጣ ስለዘለዋ፡ ብሕጊ ዝሕተታሉ ክህሉ ከም ዝኸውን ኩልና ክንርዳእ ይግባእ።
ንዘለዋ ማሕበራት በታቲንካ፡ ካልእ ናይ ውልቕኻ ዝና ምንሓዝ ዝግበር ውድድር፡ ዓገብ ጥራይ ዘይኮነ፡ ብሕጊ ከሕትተኩም ምኵኑ ንኣምን። ብፍላይ ድማ፡ ህግደፍን ሳዓብቱን፡ ኣብ ከምዚአን ኣትዮም፡ ንሽግር ህዝቢ የናውሕዎ ብምህላዎም፡ ቐዳሞት ትሓተቲ፡ እቶም ኣውጺናን ረኺብናን ትብሉ ዘለኹም ከም ዝኸውን ዘጠራጥር የለን።
የግዳስ ኩሉ ዘይተጨበጠ ነገር ስለዝኾነ፡ ቓልስና ናይሕልና ኢዩ፡ ብሕልናን ብልሕን ነገር ክትቕይሩ ተኺኢልኩም፡ ህዝቢ ኣብ ጎንኹም ኣለና።
ዓወት ንኹሉ ደላይ ፍትሒ።