ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ስጳኛ ሃገሩ ልዕሊ 1400 ኤርትራውያንን ሶርያውያንን ስደተኛታት ክትቅበል ምዃና ሓቢሩ።
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ስጳኛ ሃገሩ ከም ናይ መጀመርያ ስጉምቲ፣ ማእከላይ ባሕሪ ሰጊቶም ኤውሮጳ ዝኣተዉ ልዕሊ 1400 ኤርትራውያንን ሶርያውያንን ስደተኛታት ንምጥያስ ተቐሪባ ምህላዋ ምግላጹ ኣሾሼትድ ፕረስ (AP) ሓቢሩ። ንሱ ስጳኛ ነቲ ሕብረት ኤውሮጳ ነቶም ድሮ ኣብ መሬት
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ስጳኛ ሃገሩ ከም ናይ መጀመርያ ስጉምቲ፣ ማእከላይ ባሕሪ ሰጊቶም ኤውሮጳ ዝኣተዉ ልዕሊ 1400 ኤርትራውያንን ሶርያውያንን ስደተኛታት ንምጥያስ ተቐሪባ ምህላዋ ምግላጹ ኣሾሼትድ ፕረስ (AP) ሓቢሩ።
ንሱ ስጳኛ ነቲ ሕብረት ኤውሮጳ ነቶም ድሮ ኣብ መሬት ኤውሮጳ ኣትዮም ዘለዉ ስደተኛታት ናብ ኩለን ሃገራት ንምምሳሕ ንዝወሰዶ ውሳነ ኣብ ግብሪ ናይ ምውዓል ኣብነት ንምዃን ስጉምቲ ድሮ 19 ስደተኛታት ትማሊ ሰንበት ከምዘጣየሰቶም ኣገንዚቡ።
ሽወደን ኣቐዲማ ኣብ ዓዲ ጥልያን ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምጥያስ ቅሩብነት ብምርኣይ ድሮ ነቲ መስርሕ ጀሚራቶ እያ።
ሕብረት ኤውሮጳ ንጽዕነት ጻዕቂ ስደተኛታት ናይተን ብ ቅድመ ግንባር ዝርከባ ከም ጥልያንን ግሪኽን ዝኣመሰላ ሃገራት ንምፍኳስ ነቲ ስርዓተ ኮታ ከምዘተኣታተወ ይፍለጥ።
wedi Ken November 9, 2015
Tsorr hizbi alem koynna. Btaemi zehizin neger eyu ahwatey eritrawian! Down to pfdj who betrayed the spirit of the true gedli
AHMED SALEH November 9, 2015
Result of our sad reality hard to swallow . The time we flee from
our hometowns the time we face unwarranted fate waiting ahead of us .
How and when it can be stopped keep bothers our people . Let’s hope
to see happened soon because in life everything has a limit .
Eritreans reputation confused the world to understand reasons how
people could surrender their history of patriotism in short period .
When wild animal chase herds , villagers take action to protect .
When children and women are at risk , society take action on their
behalf to save . Eritrea needs to see courage revisit again .
Fear , fear , fear current Eritrean killing machine destroyed us .