መርዚ መቓቓሊ-ፖለቲካ ስለምንታይ ?
ስርዓት ህግደፍ ሃይማኖት የብሉን፡ ኣውራጃ የብሉን፡ ዓዲ የብሉን። ዘመዱ ስልጣኑ እዩ። መበቆሉ፡ ሃይማኖቱ ብዘየገድስ፡ ካብ ቆላ ይምጻእ ካብ ከበሳ፡ ኩሉ እቲ ስልጣኑ ንምንዋሕ መጋበርያ ክኸውን ዝተቐረበ ፈታዊኡ እዩ። ጸላኢኡ ድማ ከምኡ፡ ጆግራፉን መንፈሳዊ እምነቱን ብዘየገድስ፡ ንስርዓቱን ዓመጹን ዝተቓወመ።