ጉዕዞ ኣልራቢጣ ኣልእስላሚያን፥ ኣንድነትን – ብ ረዘነ ሃብተ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/09/ሃይማኖት_ክፋል_ሓደ.pdf"] September 9, 2015 2:00 pmassenna79014578Views SHARE
Sewrana. September 13, 2015
REZENE,
Do not forget our brother
Alem Sheshemane
who stood for freedom, liberty, equality and justice!
Salh Saiq September 14, 2015
ንለባም ዶርጋሓሉ ንዓሻ ኣምተሉ ከምዝባሃል ትሕዝቶ ጽሑፍካ ኣርእስታ ጥራሕ ምንባብ እኹል እዩ።ወይ ገርሂ ልቡ ታሪኽ ኤርትራን ህዝባን ሰውራኣን ኣዳቂቁ ዘይትፈልጥ ወይ ካልእ ኣሉታዊ ዕላማ ሓዘል ዘለዋ መልእኽቲ እያ።ኣየነይቲ ሃገር እያ ኣብ ዓለም ፖለቲካዊ ጸገማት ዘይብላ።ፖለቲካዊ ጸገም ካልእ ደቀቅቲ ጸገማት የስዕብ።እዚ መልእኽትኻ ግን ብምንም ዓይነት መፍትሒ ክኸውን ኣይበቅዕን።ብኣንጻሩ ነቲ ጸገማት የሳውር።ብግርህነትካ እንትኽይንካ ኣብ ልብኻ ተመለስ ጽባሕ ታሪኽ ከይፈርደካ።