ኣብዚ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ናይ 2015 ኣብ ስዊዘርላንድ ዑቕባ ካብ ዝሓተቱ 12 ሽሕ ስደተኛታት እቶም ሓደ ሲሶ ኤርትራውያን ከምዝኾኑ ተገሊጹ።
ኣብዚ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት 2015 ኣብ ስዊዘርላንድ ዑቕባ ካብ ዝሓተቱ 12 ሽሕ ስደተኛታት እቶም ሓደ ሲሶ፡ ማለት 4 ሽሕ ኤርትራውያን ከምዝኾኑ መርበብ ሓበሬታ ብሉምበርግ ንሰበስልጣን ናይታ ሃገር ብምጥቃስ ሓቢሩ። ብመሰረት `ቲ ሓበሬታ
ኣብዚ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት 2015 ኣብ ስዊዘርላንድ ዑቕባ ካብ ዝሓተቱ 12 ሽሕ ስደተኛታት እቶም ሓደ ሲሶ፡ ማለት 4 ሽሕ ኤርትራውያን ከምዝኾኑ መርበብ ሓበሬታ ብሉምበርግ ንሰበስልጣን ናይታ ሃገር ብምጥቃስ ሓቢሩ።
ብመሰረት `ቲ ሓበሬታ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ ኣትሒዞም ብፍላይ፡ መዓልታዊ ካብ 150-200 ስደተኛታት ናብ ስዊዘርላንድ ኣትዮም። ገለ ካብዚኣቶም ናብ ካልኦት ሃገራት ኤውሮጳ ዝቕጽሉ `ኳ እንተኾኑ፡ እቲ ጻዕቂ ስደተኛታት ግን ብፍላይ ኣብ ዶብ ጥልያን ኣብ ዝርከብ ከባቢታት ስዊዘርላንድ ቀንዲ ኣርእስቲ ዘተ ምርጫ ኮይኑ ምህላዉ ተፈሊጡ።
ገለ ፖለቲከኛታት ስዊዘርላንድ እቲ ንኤርትራውያን ብቐሊሉ ዑቕባ ናይ ምሃብ ስጉምቲ እንደገና ክኽለስ ኣለዎ ይብሉ ኣለዉ። ይኹን`ምበር ፍሉይ ልኡኽ ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝ ኣብ ጉዳይ ስደት ኣብ በርን ርእሰ ከተማ ስዊዘርላንድ ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠየቕ፡ ንኤርትራውያን ንስደት ዘውሕዞም ዘሎ ምኽንያት እቲ ኣብ ኤርትራ በቲ ስርዓት ዝፍጸም ዘሎ ደረት ዘይብሉ ምጥሓስ ሰብኣዊ መሰላት ምዃኑ ኣገንዚቡ።
k.tewolde August 17, 2015
Every time I see that picture above , it gives me this eerie , hollow feeling , nobody with Eritrean blood would beat down these young people mentally , psychologically , physically ,morally……..and throw them away like a bait to sea predators. Thank you Lord the merciful for those who made it safe.
Hazhaz August 17, 2015
ምስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ፣ በብሓደ ብሰንኪ ሰራም ሕልሚ ተበልጽቲ ሰብ ባዶ ናይ ክራይ መንነት፣ ይዓርብ ኣሎ።
ገሊኡ ኣብ መቖሕ ገድሊ፣ ገሊኡ ብኢድ ህግደፍ፣ ገሊኡ ብኻራ ጀሃዳውያን ዳዕሽ፣ ገሊኡ ብኢድ ሱሱዓት ዓረብ በድዊን ራሻይዳ ከተርቲ፣ ገሊኡ ድማ ባሕሪ ውሒጥዎ ዛሕዛሕ ኢሉ ይመውት ኣሎ።
እዚ ከይኣክል ምስኡ ድማ፣ እንኮርዓሉ ኣባሕጎትትና እኖታትናን ዘጽንሑልና መለልይ መንንትና ታሪኽና ቋንቋታትና ልምድናን ስርዓትናን ይበርስ ኣሎ። ምስ መንነቶም ክብሮም ዘይኽብሩ መኺርና፣ ተዋሪድና ተደርቢና ተሪፍና።
WediArbaEte August 18, 2015
Ezi khulu sidetin wirdetin ab mnti mntay eyu? Indeed and sadly, ‘a picture worth a thousand words’.
Teklezighi August 18, 2015
A western scholar once said, “For every generation, the previous generation makes it (life) easier.”
The Eritrean revolution was primarily supposed to be about the Eritrean people. However, the very generation that paid high sacrifices to save the Eritrean people and ensure the Eritrean independence failed to make life easier for the new and young generation.
What had happened? Our liberators fought to save the people in order to save the land in the face of “Ethiopian wants the land and not the people of Eritrea.”
And now, we have to save the Eritrean people in order to save the land in the face of “Isaias Afewerki wants the power and not the people of Eritrea.”
In the end, one has to ask why is it all never want the people of Eritrea???? May be of too much bragging and empty pride!!!! The lasting solution is not to keep running bur to keep fighting for real freedom.
Teklezighi August 18, 2015
please read as “but” and not bur on the last line. Thank you.