ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ዉዕዉዕ ናይ ተቓውሞ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ:: ጻማ ፍረቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ጨውዩ ናብ ጉጅለኣዊ ረብሓታቱ ንዘውዓለ ጉጅለ ህግደፍ ዝኹንን:ፍትሒ ዲሞክራሲን ሰብኣዊ መሰልን ዝጠልብ ዉዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ብ28 ለካቲት ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ፍራንክፈርት ተካዪዱ:: Continue reading February 28, 2009 6:50 pmassenna001761Views SHARE ጻማ ፍረቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ጨውዩ ናብ ጉጅለኣዊ ረብሓታቱ ንዘውዓለ ጉጅለ ህግደፍ ዝኹንን:ፍትሒ ዲሞክራሲን ሰብኣዊ መሰልን ዝጠልብ ዉዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ብ28 ለካቲት ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ፍራንክፈርት ተካዪዱ:: Continue reading POST TAGS: ሰላማዊሰልፊተቓውሞተኻይዱናይኣብከተማዉዕዉዕፍራንክፈርት