ምሕጽንታን ጻዊዒትን ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዓባይ-ብሪጣንያ።
ኦ! ህዝቢ ኤርትራ ነበርቲ ኣብ ዓባይ-ብሪጣንያ። ኩላትና ከም እንዝክሮ ኤርትራ ሃገርና ድሕሪ ናይ ሓደ ዘመን
መሪር መግዛእቲ ብመስዋእቲ ዓሰርተታት ኣሽሓት ብሉጻት ደቃ መሬታዊ ናጽነት ኣብ 1991 ተረጋጊጹ’ዩ።