ጻውዒት ንግዱሳት ወለንተኛታት ደገፍቲ ኣሰና
ብዙሓት ትግርኛ ናይ ምስማዕ ጸገም ዘለዎም ተኸታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና፣ እቲ ብድምጺ ኣሰና ዝፍኖ ዘሎ ቃለመጠየቕ ብእንግሊዝ ተተርጕሙ ክዝርግሓሎም ብተደጋጋሚ ይሓቱና ስለዘለዉ፣ ነቲ ቃለመጠየቓት ክትርጉሙ ፍቓደኛታት ዝኾንኩም ወለንተኛታት በዚ ኢመይል ክትረኽቡና ንጽውዕ። aseye.asena@googlemail.com ኣሰና ፋንውንዴሽን
ብዙሓት ትግርኛ ናይ ምስማዕ ጸገም ዘለዎም ተኸታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና፣ እቲ ብድምጺ ኣሰና ዝፍኖ ዘሎ ቃለመጠየቕ ብእንግሊዝ ተተርጕሙ ክዝርግሓሎም ብተደጋጋሚ ይሓቱና ስለዘለዉ፣ ነቲ ቃለመጠየቓት ክትርጉሙ ፍቓደኛታት ዝኾንኩም ወለንተኛታት በዚ ኢመይል ክትረኽቡና ንጽውዕ። aseye.asena@googlemail.com
ኣሰና ፋንውንዴሽን
ephrem May 31, 2014
Translating Dejens real history will be wonderful. It looks like a film like he said ” the oppressed will never sleep”. I am following your interview. You were under prison for 15 years. But remember Hgdef was dead 20 years a go. Dejen Eritrawi malet.
long live